ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ኣቅሑት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳደዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ

ዉቅሮ ፖሊ ቴክኒክ ሕርሻ ኮሌጅ ኣብ ታሕቲ ዝተገለፀ ናይ መኪና መለዋጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክረክብ ይደሊ ስለዚ ነዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ 2013 ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብቲ ወረዳ ንዝርከብ ሴክተር ቤተ ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝዉዕል ሎት 1 መሳርሒ ፅሕፈት ሎት 2 ሕትመት ሎት 3 ኣቅሑት ፅሬት ሎት 4 ኣቅሑት መለዋወጢ ሞተር ሳይክል ሎት 5 ጎማታት መኪና ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዓድዋ ነቲ ወረዳ ንአገልግሎት ዝውዕሉ ፣መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ኣቅሑ ፅሬት ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል ፣ ጎማ መኪና ፣ ኣዝርእቲ ፣ መሳርሒ ሕርሻ ዝኣመሰሉ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ን ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ቤት ፅሕፈታቱ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ጎማታት መኪና ፣ ካላማደርያ ፣ ባትርን ፣ ኮንፈረንስ ቼርን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ ነዞም ዝስዕቡ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ረቋሒታት ክተማልኡ ይግባእ።

ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ራማ ዓዲ ኣርባዕተ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፀትን ዲዛይንን ስራሕቲ ህንፃን ኣብ ጣብያ ማይ ወዲ ዓንባራይ ዝርከብ ሃሌሎ ጥዕና ጣብያ MCH1 ስራሕቲ ንምስራሕ ብደረጃ 8ተ ፍቃድ ዘለኩም ኣናእሽተይ ናይ ኮንስትራክሽን ትካላት ንግዲ ወይ ብዉልቀ ወይ ብማሕበር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ደስታ ኣልኮልን መስተታትን ፋብሪካ ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ጥረ ኣቅሓ ሒዞም ዝመፁ ዝተፈላለዩ ዓቐን ዘለዎም ባዶ መትሓዚ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ትካልና ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ን ፕሮጀክትታት ዝዉዕል ኣስፋልት ፒትመንን ካተር ፕላር ስፔር ፓርትታትን ንዕለት 25/01/2013ዓ/ም ዝክፈት ኣብ ጋዜጣ ኣዲስ ዘመን ግልፂ ጨረታ ስለዝወፀአ ክትወዳደሩ እትደልዩ

ትካልና ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ንኮሮም ሰቆጣ ዓብይ ዓዲ መንገዲ ስራሕ ፕሮጀክት ኮንትራት 1 ኮሮም ላሊበላ መገንፀሊ ኩንትራት 3 ኣበርገለ ኣግበ ን ሆቴል ኣብርሃ ካስትልን ማለት እዉን መቐለ ናይ ጂኦ ቴክኒካል ኢንቨስትጌት ስራሕ ብኑኡስ ስራሕ ተቃራፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ