ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት( Grinder disc ) ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ

No

Part Number

Description

Unit

Qty

U/price

Total price

መብርሂ

1

180 x 6 x 22.23

Grinder disc

Ea

10

1 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ ቦታ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ ጊዜ ክሳብ ዕለት 25/ 6/2016 ዓም ሰዓት 10:00 ድ/ቀትሪ

3 ተወደዳራይ ሰዓራይ ምካኑ ናይ ዕደጋ ትዝኣዝ ምስተዉሃቦ ኣብ ዉሽጢ 5ተ መዓልቲ ከቅርብ ግዴታ አለዎ ኣብቲ ዝተጠቀሰ ግዜ ከቅርብ ዘይክአለ ተወዳደሪ ካብዚ ትካል ናይ ዕደጋ ስራሕቲ ከምኣድላይነቱ ይእገድ

4 ተወዳደርቲ ኣግባብነት ዘለዎ ብዝግለፂ ዝንበብ ዝተሐደሰ ንግዲ ስራሕ ፈቃድ ናይ ግብሪ ከፋሊ መፍለይ ቁፅ ናይ ንግዲ ዘርፊን (መቅረባይ ) ካሊእ ኣድላይ መረዳእታ ዘቅርብ

5 ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ሰነድ ፕሮፎርማ ብናይዚ ትካል ዝወፀ ሰነድ ክክዉን ይምረፅ ብናይ ባዕሎም ሰነድ እንተመሊኦም ግን ምስቲ ናይቲ ትካልና ዝወፀ ሰነድ ፕሮፎርማ ሐደ ዓይነት ክክዉን አለዎ

6 እዚ ፕሮፎርማ ዕደጋ ምልክታ ብተወዳደርቲ ዘቐርብ ናይ ፕሮፎርማ ዋጋ ዝሐዘ ሰነድን ኣብ መንጎ ገዛእን ሸያጥን ከምዉዕሊ ኮይኑ ይሰርሕ

7 ሰዓራይ ዝኮነ ተወዳደራይ እቲ ንብረት አታዊ ብዘይ ምግባሩ ኣብቲ ኢንተርፕራይዝ ዝበፅሐ ጉድኣት ብምርኣይ ትካል ብሕጊ ክሓተት ይክእል

8 ተወዳደሪ ኣብ ዘቀርብ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ፊርማን ማህተምን ናይ ምግባር ግቡእ ይህልዎ

9 ናይ ዕድጋ ትእዛዝ ተዋሂብዎ ንክቅርብ ፍቃደኛ ዘይኮነ ተወዳዳሪ ኣብ ዝኮነ ናይቲ ትካል ዕደጋ ዉድድር ንዝይተወሰነ እዋን ከይሳተፍ ደብዳቤ ይፀሓፈሉ

10 እቲ ንብረት ናብ ዋ/ቤ/ፅ/ ኢ/ስ/መ/ት ምስ አተወ ኣብ ዉሽጢ 5ተ መዓለቲ ክፍሊት ክፍፀመሉ ፍቃደኛ ዝኮነ

11 እቲ እንተርፕራይዝ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo