ቢሮ ፋይናንስ ምትሕብባር ሃፍትን ንዝተፈላለያ ቢሮታትን ወረዳታትን ከተማታትን ዞባን ግልጋሎት ዝዉዕል ካብ መደበኛ በጀት ዝክፈል ሕትመታት ናይ መቅረባይነት ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክሐትም ይደሊ።

ቢሮ ፋይናንስን ምትሕሕባር ሃፍትን

ምልክታ ዋጋ መቅረቢ ፕሮፎርማ ቑፅሪ 29/2016 ዓ.ም

ቢሮ ፋይናንስ ምትሕብባር ሃፍትን ንዝተፈላለያ ቢሮታትን ወረዳታትን ከተማታትን ዞባን ግልጋሎት ዝዉዕል ካብ መደበኛ በጀት ዝክፈል ሕትመታት ናይ መቅረባይነት ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክሐትም ይደሊ። በዚ መሰረት

እዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ነዶ ክትሳተፉፋ ትኽእሉ ላ

መምርሒ ተወዳደርቲ ተረቲ

1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ 2016 ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም፡፡

2. ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ በቲ ዘርፍ ዘለዎ፤

3. ናይ ግብሪ ክፈላይ ቁፅሪ ዘለኩም፡፡

4. ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ከቕርብ ዘክእል።

5. 20% witholding tax ክኸፍል ዝኽእል።

6. ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ኣብ ውሽጢ | ናይ ስራሕ መዓልቲ እቲ ዝድለ ሕትመት የሐረምኩም ክተቅርቡ ትኽእሉ ነጋዶ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድኹም፡ ናይ ግብሪ ክፋላይነት ቁፅሪ ሃበ መለለይ ቁፅር ዝምን ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐትኩምን ኮፒ ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኹምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኳንኩም እናገለፅና መወዳደሪኹም ሽም፡ ኣድራሻን ናይ ትካልኹም "ማህተምን ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 21/08/2016 ዓ/ም ክሳብ 25/06/2016 ዓም ሰዓት 4:00 ክተቕርቡ ክትወዳደሩ ትኽእሉ።

7. እቲ ፕሮፈርማ ዕለት 25/06/2016 ዓ.ም ሰዓት 4:00 ኣብ ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ንቢሮ ቑፅሪ 2-19 ይክፈት።

8. ሳዓርቲ እተቅርብም ሕትመት ቅቡል ዝግበር ብቢሮና ብዘተጠየቀ ሰፔስፊኬሽን ምካኑ ምስ ተረጋግፅ ኣታዊ ይከውን

9. ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ጨረታ ፕሮፈርማ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሊ ዝተሓለወ እዩ።

10. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ እዋን እቲ ጨረታ ፕሮፎርማ ተራእዩ ሰዓራይ ካብ ዝተፈለጠ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ 03 ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸዉን፡

11. ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 091477596300/914136662 ደዊልኩም ምሕታት ይኽእሉ።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo