ቢሮ ፋይናንስን ምትሕሕባር ሃፍትን ኣብ 2016 ዓም በጀት ዓመት ካብ (GRGE–GCF) ፕሮግራም ሞተር ሳይክል ካብ UIIDP በጀት ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ ምንግዛእ ብምድብ መቂሉ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ፋይናንስን ምትሕሕባር ሃፍትን

ምድብ 1 /LOT 1/  ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት

ምድብ ክልተ2 / LOT 2 /  ናይ ሞተር ሳይክል ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክልድግ ይደሊ

1 በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ኮፒን ከቅርብ ዝክእል

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ቲን ሰርተፊኬት ኮፒን ከቅርብ ዝክእል

3 ንተወሳኪ እሴት ታክስ /ቫት/ ዝተመዝገበ ቫት ምዝገባ ሰርትፊኬትን ናይ ታሕሳስ 2016 ዓም VAT ድክለሬሽን ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

4 በቲ ዘፈር ናይ መቅረባይነት ዝተመዝገበን ምካኑን ናይ ዘመኑ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ምስክር ወረቀትን ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

5 ኣብቲ ጨረታ ሰዓራይ ዝኮነ ተወዳዳሪይ ዝሰዓሮ ናይ ፈርኒቸራትን ኣቅሑት ዉዕሊ ካብ ዝኣሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 15 ናይ ሰራሕ መዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጎዓዓዝያ ናብ ቢሮ ስቶር ከፍሊ በቲ ዝተሐተተ እስፔስፊኬሽን መሰረት ከቅርብ ዝክእል

6 ናይ መወዳደሪ ደከሜንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይቲ ትካል ሽምን ኣድራሽን ማህተምን ፌርማን ዘለዎ ክክወን አይግባእ

7 ተጫራቲ ንዝተዳለወ ዝርዝር መምርሒ ጨረታን ሰነድ ጨረታ ምድብ 1ን ምድብ 2 ንዘለዉ ዝርዝር ንብረት ንሕድሕድ ሰነድ ዘይመለስ ብር 100 እናከፈልኩም ካብ ቢሮ ፋይንንስን ምትሕሕባር ሃፍትን ዳ/ዳሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 2-19/2-01ካብ ካሳብ 25/6/2016 ዓም ክሳብ 4/07/2016 ዓም ኣብ ዘሎ ግዚያት ኣብ ናይ ሰራሕ ሰዓት ብአካል ብምቅራብ ሰነድ ጨረታ ገዚኡ ክወዳደር ይክኣል

8 ተጫራቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና መከበሪ ንሕድሕድ ሰነድ ጨረታ ሎት ሐደን ሎት ክልተን ብር 3000 / ሰለስተ ሽሕ  ብር ጥራሕ/ ብሽም ቢሮ ፋይናንስ ምትሕሕባር ሃፍትን / Bureau of finance & Resource Coordination /ብስፒኦ ወይ ሰርትፊይድ ቼክ ወይድ ማ ብጥረ ገንዘብ ናብ ዝተዳለወ ናይ ቢሮና ጨረታ ሳንዱቅ ወይድማ ጨረታ ቅድሚ ምከፋቱ ከቅርብ ዝክእል

9 አቲ ጨረታ ዕለት 4/7/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:30 ቅ/ሰዓት ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 5:00 ቅ/ሰዓት ኣብ ቢሮ ፋይናንስን ምትሕሕባርን ሃፍቲ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 2-19 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉይከፈት

10 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪ ብሙለእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስረዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

11 እቲ ጨረታ ምስተከፈተ ቢሮና ናይቲ ዝግዛእ ንብረት መጠን 20 % ክቅንስን / ክዉስን/ ይክእል እዩ

12 ሰዓራይ እቲ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብበዓል ሞያ ተሐር / ICT/ ናይ ሞተር ሳይክል ድማ ብኤንስፔከተር / በዓል ሙያ መካኒክ/ ተፈቲሹ ትክክለኛነቱ ምስተረገጋፀ ጥራሕ አታዊ ይከዉን ::

13 ንዝበለፀ ሐበሬታ ሞባይል ቁፅሪ 0914775963 / 0914136662 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo