ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ኣብ ውሽጢ ግቢ ኮሌጅና ካፍተርያ ኬፌ ክራይ ዝብላዕን ዝስተን ብፕሮፎርማ ኣጫርቱ ከወዳድር ስለ ዝደለየ ኣፍቲ ዘፈር ግልጋሎት ዝተዋፈርኩም ነጋዶ ከትወዳደሩ ዝትደልዩ ተወዳደርቲ ይዕድም፡፡

ኮሌጅ ሳይንስን ጥዕና ደ/ር ተወልደ ለገሰ

ን2ይ ግዜ ምልክታ ፕሮፎርማ

ቁፅሪዕ/ፋ/ን/ም/ር/4866/1 ዕለት22/06/16ዓ/ም

ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ኣብ ውሽጢ ግቢ ኮሌጅና ካፍተርያ ኬፌ ክራይ ዝብላዕን ዝስተን ብፕሮፎርማ ኣጫርቱ ከወዳድር ስለ ዝደለየ ኣፍቲ ዘፈር ግልጋሎት ዝተዋፈርኩም ነጋዶ ከትወዳደሩ ዝትደልዩ ተወዳደርቲ ይዕድም፡፡

❖ ኣብዚ ፕሮፎርማ ክሳተፍ ( ከዋዳደር) ዝደሊ ተወዳደሪ መቅረባይ

➢ ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሃደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበርን ዘለዋ

➢ ማይን መብራህቲን ብናይ ኮሌጅና ምካኑ ፈልጥኩም ክትወዳደሩ እትደልዩ

➢ ናይ ክራይ ገዛ ምስቲ ዘሎ እዋን ኩነታት ዕደጋ ኣብ ግምት ብምእታው ወርሓዊ ክፍሊት መበገሲ ዋጋ ብር

30oo/ሰለስተ ሽሕ/ ብር ይከውን፡፡

➢ ሙሉእ መሳረሒ ኣቁሑት ብናይ ባዕሎም ይከውን

➢ ዘሸነፈ ተወዳዳሪ ናብ ኮሌጅና መፅኡ ውዕሊ ይኣስር ውዕሊ ምስ ኣሰረ ብፅሬትን ፅፈትን ማዓልቲ ስራሑ ይጅምር፡፡

በቲ መቅረቢ ዋጋ ብዝተዓሸገ ፖስታ መሊኡ ካብ ዕለት 22/06/6ዓ/ም ክሳብ ዕለት 26/06/6ዓ/ም

ናብ ዝተዳለወ ሳነዱቕ ፕሮፎርማ ኣታዊ ክገብር ኣለዎ፡፡

➢ ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት 26/06/16ዓ/ም ስዓት 4፡oo ተዓፅዩ ስዓት 4፡30 ይኸፈት፡፡

➢ ፕሮፎርማ እንትኽፈት ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪል እንተተረኺቡ ይምረፅ፡፡

➢ እቲ ኮሌጅ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል እቲ ፕሮፎርማ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

❖ ኣድራሻ ዕዳጋ ቀዳም ከይበፃሕኻ ኢፍ ካፌ ንምዕራብ ገፅ ተዓፅፍካ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-44-40-87-55

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo