ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋይናነስን ኣብ በጀት ዓመት 2013 ዓ/ም ዝለምዕ ግሪነሪ መስተይ ግልጋሎት ዝዉዕል ማይ ቦጥ ብግልፂ ጨረታ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ኣብ በጀት ዓመት 2013ዓ/ም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ንዝተፈላለያ ኣብያተ ፅሕፈት ወረድኡ ዘግልግል ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ጎማ ምስ ካላማደርያ ፣ ናይ ፅሬት ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ኣብ ቢሮና ግልጋሎት ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ዘአረጉ ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲርና ክነወግድ ስለንደሊ በዚ ዘርፊ ዝተሰማረኩም ንምዉድዳር ድሌት ዘለኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ መኾኒ ን ኣብያተ ፅሕፈት ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናዉቲ ማለት እዉን ፣መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቅሑት ፅሬት፣ ኣቅሑት ቢሮን ፣ ዕጥቂ ስፖርትን፣ ብስሩዕ በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዛታ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር/ንብረትን ን 2013 በጀት ዓመት ኣብቲ ወረዳ ንዝረከቡ ኣብያተ ዕዮ ኣጎልግሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ፣ 1 መሳርሒ ፅሕፈት ፣ 2 ሕትመት ፣3 ኣቁሑት ፅሬት ፣ 4አቁሑት ኤሎክትሮኒክስ ፣ 5 ፈርኒቸራት ፣ 6 ናይ መኪና ሰርቪስ ጋራዥ ብዘርፉ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ካብ ዘሎዎም መቕረብቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ዉዕሊ ክኣስርን ይደሊ

ኣብ ወረዳ ቀይሕ ተኽሊ ቤት መዘጋጃ ከተማ ወ/ቃምባ ናይ ሓይሊ መብራህቲ ንናይ ፅርግያ ኣምፕል ምስ መሉእ ተዛመድቲ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ኣብ 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ክዕድግ ስለዝደለየ ስለዚ ኣብቲ ጨረታ ዝሳተፍ እቲ ስዒቡ ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት ከማልእ /እታማልኡ ክኸዉን ኣለዎ/ዋ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምም/ር ፋይናንስ ወ/ራ/ጨ ንቤት ፅሕፈት ወረዳ ራያ ጨርጨርን ናይ መኪና ጎማ ክጫርት ስለዝደለየ እዞም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ነጋዶ እዚ ናይ ዕደጋ ፕሮፎርማ ሰነድ ክተማልኡ ንላቦ

ኣብ ከተማ ሳምረ ዝርከብ መለስ ዩኔን ሓላፍነቱ ዝተወሳነ ሕ/ስራሕ ማሕበር ኣብ ከተማ ሳምረ ዝተዓደሎ ናይ ድርጅት ቦታ ናይ 2ይ ደብሪ ስላብ / ድምድምት/ ዘሎ ስራሕቲ ንግዲ ትካላት ኮንስትራክሽን ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ ተጫረቲ ኣብቲ ጨረታ ምስታፍ እትደልዩ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 12/01/2012ዓ/ም ክሳብ 27/01/2013ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ሰነድ ዘይምለስ 150 ብር እናኸፈልኩም ካብቲ ማሕበር ብምዉሳድ ክትጫረቱ ትክእሉ

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓድዋ ኣብ 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ፣ ዝተፈላለዩ መድሓኒት ናዉቲ ሕክምናን ፣ ናይ ተሓከምቲ ምግብን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ናይ ብማሽን ካዕቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ