ኤጄንሲ ማዕድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ ደረቕ ፅዕነት / ስሚንቶ/ ምጉዓዓዝ ብፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ክጋዓዕዝ ስለዝደሊ ክትወዳደሩ ይዕድም

ዞባ መቐለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረት ምምሕዳርን ካብ መደበኛ እዞም ዝስዕቡ ናይ ስራሕቲ ጎሚስታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ መቕረብቲ ክተማልእዎም ዝግባኡ ረቓሕታት እዞም ዝስዕቡ እዮም

ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ቀፂሉ ዝተዘርዘረ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ቀፂሉ ዝተዘርዘረ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ክፍለ ከተማ ሓድነት ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንናይ ቤት ፅሕፈታት ፖሊስ ፣ መኪና ኣቅሑት መለዋወጢ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ረቃሒ ተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ፣መሳርሒ ፅሕፈት፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ምምሕዳር ንብረትን ወረዳ ጣንቋ ምላሽ ከተማ ወይኒ አብ በጀት ዓመት 2013ዓ/ም ጥሙር ዕዲጊት ንወረዳ ጣንቋ ምላሽ ኣጎልግሎት ዝዉዕል ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ናይ ስፖርት ዕጥቂ ፣ ናይ መኪና ጎማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓድዋ ኣብ 2013ዓ/ም ንከይዲ ስራሕ ካብ ዝተመደበሉ በጀት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝ/ዩ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ጎማታት መኪናን ፣ ብሽክሌታን ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

North Ethio Telecom invites all interested and eligible bidders for the procurement of construction of fuel tank four foundation generator foundation and retaining well work in rawyan (Lot1) ,Aluminum partition and door work for higher shop, Aluminum partition work fir quiha and mekelle technical building (lot2) tower foundation at meziber (Lot3) Construction of waiting shelter for hawiz and axum ( lot4) construction of waiting shelter for aballa (05)

ቤት ፅሕፈት ኣጠቃቅማን ምሕደራን መሬት ከተማ መቐለ ካብ 29/01/2013ዓ/ም ክሳብ 12/02/2013ዓ/ም ኣብ ዘዉፅኦ ጨረታ ሊዝ መሬት ቁፅሪ 68 ንመንበሪ፣ ንንግዲ፣ ንመዉዐሊ ህፃናት፣ ንመጥሓንን ዝዉዕሉ ብጠቅላላ 331 ቦታታት አወዳዲሩ ብሊዝ ከመሓላልፍ ይደሊ