ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ቆራሪት ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቅሑት ፅሬት፡ ካልኦት ሃለቅቲን ቀወምትን ኣቅሑት ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን ጎማን ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ ፈርኒቸር፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ዉቅሮ ኣብ በጀት ዓመት 2013ዓ/ም ንምምሃር ምስምሃር ዝዉዕሉ ቀወምትን ሃለቅትን ንብረታት ፣ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ ኣቅሑት ናዉቲ ፅሬት ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ መድሓኒት እንስሳ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና፣ ብግልፂ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሰየምቲ ኣድያቦ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን ሞተርን ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ ሞተር ሳይክል ፣ ኣቅሑት ቢሮ ፣ መድሓኒት እንስሳ፣ ኣንሶላን ፍርናሽን ፣ ዕጥቂ ስፖርት ፣ መሳርሒ ሕትመት ፣ መሳርሒ ፅሬትን ፣ ኬሚካል ቤተ ፈተነን ፣ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኣላማጣ እዞም ካብዚ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ፣መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ኣቅሑት ናዉቲ ቢሮ / ፈርኒቸር/ ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ፣ ሞተር ሳይክል ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ ንክትወዳደሩ ይዕድም

መስፍን ኢንድስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ/ዝተ/ዉ/ኩባንያ ዝተፈላዩ ኣቅሑትን ቦልት ኔትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ብቅዓት ዘለኩም ካብዚ ንታሕቲ እተዘርዙ ረቃሕታት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ማይቅነጣል ንኣብያተ ፅሕፈት እቲ ወረዳ አጎልግሎት ዝዉዕሉ ዝ/ዩ ንብረታት ማለት እዉን ፣ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ፣ ናይ ፅሬት መሳርሒ ኣቅሑት ፣ ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት፣ ዝተፈላለዩ ናይ ስፖርት ዕጥቅታት ፣ ከምኡ እዉን ናይ መካይን ጎማን ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኤጄንሲ ልምዓት ደኣንት ምርግጋፅ ምግቢ ዉሕስና ከተማታት ክልል ትግራይ ናይ ዝተፈላለዩ ዳ/ት ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓለፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ንብረት ማለት እዉን ዩቢኤስ 1500ኤፍ ኤ፣ ዩኤስቢ በዝሒ 05 ፣ስቴብላይዘር 1000 ሺሕ ዋት በዝሒ 07፣ ሄድፎን በዝሒ 30 ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓለፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ፣ባርዕ ሓዊ መከላከሊ 25 ኪሎ ግራም በዝሒ /2/ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ናይ ህንፃ መሳርሒ መቅረብቲ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለና ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም