ኮሚሽን ስቨል ሰርቪስ ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሪት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ኣብ በጀት ዓመት 2016 ንቲ ኮሜሽን ዝዉዕሉ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት ቀዋሚን ሃላቅን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ሲቪል ሰርቪስ ክልል ትግራይ

ንቲ ኮሜሽን ዝዉዕሉ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት ቀዋሚን ሃላቅን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ናይ ዘበኑ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገበቲ ዝኮኑን መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር ዘለዎም

2 ቢሮ ፋይናንስን ምትሕሕባር ሃፍቲን ብዘዉፆ መሰረት ኣብ ዝርዝር መቅረበቲ ዝተመዝገብኩም ምካንኩም መረዳእታ ቅዳሕ ክተቅርቡ እትክእሉ

3 መከበሪ ጨረታ 4000 ቅርሺ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

4 ሰነድ ጨረታ ካብ ኮሚሽን ስቨል ሰርቪስ ክልል ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 9 ዘይምለስ 30 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 19 ታሓስስ 2016 ዓም ክሳብ 23 ታሐሳስ 2016 ዓም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ምግዛእ ይከኣል

5 እቲ ጨረታ 23 ታሐሳስ 216 ዓም ሰዓተ 3:30 ተዓፀዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከበሉ ኣብቲ ቅድሚ ኢሉ ዝተጠቀሰ ኣድራሻ ብግልፂ ይክፈት

6 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም እንተዘይተረኪቦም እቲ ጨረታ ካብ ምክፋት ኣይተኣጎጎልን

7 ሰዓርቲ ዝሰዓርዎ ኣቅሑት ብናይ ባዕሎም መጎዓዝያ ናብቲ ቢሮ አታዊ ይገብሩ

8 እቲ ኮምሽን ካብ ዝዕድጎም ኣቀሑት 20 ሚእታዊ ናይ ምዉሳክ ወይ ምቅናስ መሰለ አለዎ

9 እቲ ኮምሽን ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንዝበለፀ ሐበሬታ 0344409426 / 0344402431

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo