ትካልና ቢኤምኣር ሪል እስቴት ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ቀ/ወያነ ንዝርከብ City Mall ፕሮጀክት መሳርሒ ዝዉዕል ኦፒሲ ስሚንቶ አጫሪቱ ንምግዛእ ስልዝደለየ

ቢኤምኣር ሪል እስቴት ሓ/ዝተ/ዉ/ማሕበር

እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 23/4/2016 ዓም ቅድሚ ሰዓት 4:00 ትወዳደርሉ ፕሮፎርማ ክተቅርቡ እንዳገለፅና ተጫረቲ ዝግበአኩም ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ምካኑ ንሕብር

1 በዘርፉ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ

2 ቲን ናምበር ዝተመዝገበሉ ሰርቲፍኬት ከቅርብ ዝክእል

3 ቫት ተመዝጋቢ ኮይኑ ዝተመዝገበሉ ሰርተፍኬት ከቅርብ ዝክእል

4 ኣብቲ ጨረታ ሰነድ ስርዝ ድልዝ እንትሃልይዎ እቲ ተወዳደሪ ካብ ጨረታ ወፃኢ ይከዉን

5 ዘእተዉዎ ዋጋ ቅድሚ ቫት ወይ ድሕሪ ቫት ምካኑ ብግልፂ ከቅመጥ አለዎ

6 ናይ ጨረታ ሰነድ ብኦርጅናል ኮፒን ኮይኑ ነንበይኑ ተዓሺጉ ከቅርብ አለዎ

መተሓሳሰቢ ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ኣድሻና ኣብ ዋና ጨንፈር ንግዲ ባንኪ ኢትኣድሻና ኣብ ዋና ጨንፈር ንግዲ ባንኪ ኢትዩጰያ ፊት ንፊት ዝርከብ ህንፃ ኤክስፖ ቁ 1 6ይ ደብሪ

S/N

Description

Unit

Qty

Unit Price

Amount

Remark

CEMENT

1

OPC Cement

Qtl

5000.00

Sub total

15 % VAT

Total

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo