ቢሮ ፋይናንስ ምትሕብባር ሃፍትን ንዘተፈላለያ ቢሮታትን ኮምሽንን ካብ መደበኛ በጀት ዝክፈል ሕትመታት /ፓድ/ ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክሐትም ይደሊ፡፡

ቢሮ ፋይናንስን ምትሕሕባር ሃፍትን

በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ክትሳተፉ ፋ ትኽእሉ/ላ፡፡ መምርሒ ተወዳደርቲ ተጫረቲ/

1.ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም፡፡

2.ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ በቲ ዘርፍ ዘለዎ፣

3.ናይ ግብሪ ከፈላይ ቁፅሪTIN/ ዘለኩም፡፡

4.ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት 2016 ዝተሓደሰ ዘለዎ፣

5. 2% withholding tax ክኸፍል ዝኽእል፡፡

6. ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ኣብ ውሽጢ 5' ናይ ስራሕ መዓልቲ እቲ ዝድለ ሕትመት የሐቲምኩም ክተቅርቡ ትኽእሉ ነጋዶ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድኹም፣ ናይ ግብሪ ከፋላይነት ቁፅሪ /TIN/ መለለይ ቁፅር ኹምን ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐትኩምን ኮፒ ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኹምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኳንኩም እናገለፅና መወዳደሪኹም ሽም፣ ኣድራሻን ናይ ትካልኹም ማህተምን ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 19/04/2016 ዓ/ም ክሳብ 23/04/2016 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ክተቕርቡ ክትወዳደሩ ትኽእሉ።

7.እቲ ፕሮፈርማ ዕለት 23/04/2016 ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ኣብ ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ንቢሮ ቑፅሪ 2-19 ይክፈት።

8.ሳዓርቲ እተቅርብዎ ሕትመት ቅቡልዝግበር ብናይ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ብዘተጠየቀ ሰፐስፊኬሽን ምካኑ ምስ ተረጋገፀ ኣታዊ ይከውን::

9.ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ጨረታ ፕሮፈርማ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

10.ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ እዋን እቲ ጨረታ ፕሮፎርማ ተራእዩ ሰዓራይ ካብ ዝተፈለጠሉ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ 07 ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸዉን።

11. ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914775963/0914136662 ደዊልኩም ምሕታት ይኸእሉ። ተ ዓይነት ሕትመት /t ፎርሚ/ህ ዝገብ/ሞ ሀስከዒ ኣሰራርሓ መን ከብደ ዓደነት ወረቐት ትወረ በዝ ወረቐት

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo