ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ካብ መደበኛን ዪኒሴፍን በጀት ን2007 ዓም ዝተመደበልና ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር , ፅሕፈት መሳርሒ , ፅርየት ኣቑሑ , ፈርንቸርን , ኤሌክትሮኒክስ ኣወዳድሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ክፍለ ከተማ ኩሓ ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ቢሮ ኣቕሑት 1 ፅሕፈት መሳርሒ 2 ሕትመት . 3 ናይ መኪና ስፔር . 4 ፅሬት ኣቑሑት . 5 ኤሌክትሮኒክስ 6 ናይ ስፖርት ዕጥቂ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ኣግኣዚ ምእኸል መሰልጠኒ ሰብ ሞያ ኣካላት ፍትሒ ዉቕሮ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቐሑት /ስፔር ፓርት/ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ንሕጋዉያን ነጋዶ በዚ ምልክታ ይዕድም::

ማሕበር መናአሰይ ትግራይ ንቤት ፅሐፈትና ግለጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ሚኒባስ መኪና መለዋወጢ ኮንስትራክሽን ኣቕሓ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ኣብ ማኣድንን ኢነርጅን ኤጀንሲ ክልል ትግራይ ባዩ ጋዝ ፕሮግራም መተሓባበሪ ዩኒት ንግልጋሎት እቲ ፕሮግራም ዝተገልገለሎም ናይ መኪና ጎማ ምስ ካላማደሪያ አወዳዲሩ ብጨረታ ክሽይጥ ይደሊ

ሆስፒታል መቐለ ናይ ሕሙማት ምግቢ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ኣብዚኣቶም ንክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳድሩ እናዓደምና ተጫረቲ ክትማልእዎ ዝግባእ::

ቤ/ፅ/ማ/ወ/ም/ትግራይ WFP ዝተፈላለዩ ስልጠናታት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናዉቲ ማለት ስቴሽነሪ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክትገዝእ ትደሊ ስለዝኾነ ዉን እቶም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ

ቤት ፅሕፈት ማልት ጨንፈር ንቤት ፅሕፈት ት/ቲ ወረዳ እ /መኾኒ ግልጋለት ዝዉዕሉ ኮምፒተራት ብናይ ማልት በጀት ክገዝእ ስለዝደለየ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝተፈላለዩ ኣቁሑት ብጨረታ ኣወዳዲራ ክትገዝእ ትደሊ::

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ (ማረት) ናይ በሪን ማዕፆን ድረለወርን ፅገና ስራሕቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ክተስርሕ ትደሊ