ቤት ፅሕፈት ማልት ጨንፈር ንቤት ፅሕፈት ት/ቲ ወረዳ እ /መኾኒ ግልጋለት ዝዉዕሉ ኮምፒተራት ብናይ ማልት በጀት ክገዝእ ስለዝደለየ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ

ምልክታ ግልፂ ጠረታ

ቤት ፅሕፈት ማልት ጨንፈር ንቤት ፅሕፈት ት/ቲ ወረዳ እ /መኾኒ ግልጋለት ዝዉዕሉ ኮምፒተራት ብናይ ማልት በጀት ክገዝእ ስለዝደለየ ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ 30 / ሳላሳ/ ብር ዘይምለስ ብኽፋል ዝግዝኡ ንብረታት ዝሐዘ ጨረታ ሰነድ ካብ 23 /01/2007 ዓ/ም ክሳብ 10 /02/ 2007 ዓ/ም ካብ ቤት ፅሕፈትን ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እ /መኾኒ /ማይጨዉ / መፂእኹም ጨረታ ሰነድ ንክትወስዱ ንሕብር::

  1. ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም::

  2. ናይ መቕረባይነት ሰርትፌክት ዲክለረሽን ከቕርብ ዝኽእል::

  3. ቫት ተመዝገብቲ ዝኾኑ::

  4. ሰዓራይ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ቤት ፅሕፈትና የቕርብ::

  5. ተጫረታይ ምስ ሰዓረ እንትዘይተስማዕሚዑ ዘትሐዞ ገንዘብ ኣይምለስን ::

  6. እቲ ጨረታ ጥቅምቲ 10/02/2007 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት 8:30 ይኽፈት::

  7. እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እነተረኺቡ እቲ ጨረታ ሙሉእ ይኹን ብኽፋል ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ::

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo