ኣግኣዚ ምእኸል መሰልጠኒ ሰብ ሞያ ኣካላት ፍትሒ ዉቕሮ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቐሑት /ስፔር ፓርት/ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ንሕጋዉያን ነጋዶ በዚ ምልክታ ይዕድም::

ኣግኣዚ ማእከል መሰልጠኒ ሰብ ሞያ ኣካላት ፍትሒ

ምልክታ ጨረታ

ኣግኣዚ ምእኸል መሰልጠኒ ሰብ ሞያ ኣካላት ፍትሒ ዉቕሮ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቐሑት /ስፔር ፓርት/ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ንሕጋዉያን ነጋዶ በዚ ምልክታ ይዕድም::

 

ኣብዚ ግልፂ ጨረታ ዝዋዳደሩ መቕረብቲ ክማልእዎ ዝግባእ:

  • ምስቲ ዘቕርብዎ ኣቑሑት ዝተተሓሐዘ ናይ 2007 በጀት ዓመት ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቕርብዎ ዝኽእሉ::

  • ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክሲ ዝተመዝገቡ ምኮንኩም ናይ ወርሒ መስከረም 2007 ዓ/ም ዲክሊሬሽን እትኽሉ::

  • ግብሪ መንግስቲ ከፋሊ ምኮንኵም ዘረጋግፅ ንግብሪ ከፈልቲ ዝተዉሃበ መለለይ ቁፅሪ መረዳእታ ከቅርቡ ዝኽእሉ::

  • አብ ኣብያተ ዕዩ መንግስቲ ንዝፍፀም ግዝኢት ንምስታፍ ዝርዝር መቕረብቲ መረሳእታ ከቕርብ ዝኽእሉ::

  • ሰዓሪ ምኮኖም ካብ ዝግለፀሎም ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5 ናይ ስራሕ መዓልቲ ናይ ዝሰዓርዎ ንብረት ዋጋ 10 % መከበሪ ዉዕሊ ብሲፒኦ ወይ ከዓ ብጥረ ገንዘብ ኣትሒዞም ዉዕሊ ብምእሳር ብናይ ባዕሎም መጎዓዝያ መፅዓንን መራገፍን ናብ ትካልና ከቕርቡ ዝክእሉ::

  • ጨረታ ቅድሚ ምኽፋቱ ንጨረታ መኽበሪ ብር 4000.00 ብሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝኽእሉ::

  • ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 10 /02 / 07 ዓም ጀሚሩ ንሕድሕድ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 3000 ብር ሳላሳ ብር ብምኽፋል ካብ ኣግኣዚ ማእኸል መሰልጠኒ ሰብ ሞያ ኣካላት ፍትሒ ከ /ስራሕ ዕድ /ፋይ /ንብ /ምምሕዳርን ብምዉሳድ ዝወዳደርሉ ዋጋ መሊኦም ኣብ ዝመልእዎ ሰነድ ጨረታን አብቲ ሰነድ ጨረታ ዝዕሸገሉ ፖስታን ሽሞምን ኣድራሸኦምን ፅሒፎም ፊርማን ማህተምን ገይሮም ኦርጅናልን ኮፒን ነፂሮም ነኒበይኖም ብዝተፈላለዩ ፖስታ ዓሽጎም ክሳብ 25 /02/2007 ዓ/ም ሰዓት 8:00 አታዊ ክገብሩ አለዎም::

  • ጨረታ ዕለት 25 /02/ 2007 ዓ:ም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ 25 /02/ 2007 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ይኽፈት::

  • ጨረታ እንትክፈት ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብዘለዉሉ ዝኽፈት እንትኸዉን ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ እዋን ምኽፋት ጨረታ ሰነድ ብዘይ ምርካቦም ምኽፋት ጨረታ ኣይጋተትን::

ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::


 


 

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344431053 ደዊልካ ምሕታት ይካአል እዩ

ኣግኣዚ ማእኸል መሰልጠኒ ሰብ ሞያ ኣካላት ፍትሒ ዉቕሮ


 


 


 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo