ኣብ ማኣድንን ኢነርጅን ኤጀንሲ ክልል ትግራይ ባዩ ጋዝ ፕሮግራም መተሓባበሪ ዩኒት ንግልጋሎት እቲ ፕሮግራም ዝተገልገለሎም ናይ መኪና ጎማ ምስ ካላማደሪያ አወዳዲሩ ብጨረታ ክሽይጥ ይደሊ

ኤጀንሲ ማኣድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ መተሓባበሪ ባዩ ጋዝ ዩኒት

                              ናይ ጨረታ ምልክታ

ኣብ ማኣድንን ኢነርጅን ኤጀንሲ ክልል ትግራይ ባዩ ጋዝ ፕሮግራም መተሓባበሪ ዩኒት ንግልጋሎት እቲ ፕሮግራም ዝተገልገለሎም ናይ መኪና ጎማ ምስ ካላማደሪያ አወዳዲሩ ብጨረታ ክሽይጥ ይደሊ ስለዚ እዞም ትሕት ኢሎም ዝተጠቐሱ ሮቑሓታት ተማልኡ ተጫረቲ ንክትጫረቱ ብኽብሪ ንዕድም::

  1. ናይ 2006 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱ::

  2. ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ዘለዎም

  3. መቕረባይነት ፍቓድ ዘሐደሱ::

  4. መኸበሪ ጨረታ 2% ብ ሲ.ፒ.ኦ መልክዕ ከትሕዝ ዝክእል

  5. ተጫረቲ ዘይምለስ ብር 30 እናኸፈሉ ናይ ጨረታ ሰነድ መረዳእታ ካብ ቢሮ ቑፅሪ 215 ክወስዱ ይኽእሉ::

  6. ተጫረቲ ሰነድ ጨረቶም ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ አብ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ህንፃ ቢሮ ቁፅሪ 215 ንዕኡ ተባሂሉ አብ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ምእታዉ ይኽእሉ::

  7. ተጫረቲ ኣብ ዘቕርብዎ ዶክሜንት ሽሞም ማሕተሞም ኣድራሻኦምን ፌርማን ክህልዎ አለዎ

  8. ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት 28/01/2007 ይኸዉን::

  9. ጨረታ ዝዕፀወሉ ዐለት 07/ 02/ 2007 ሰዓት 8:30 ይኸዉን::

  10. ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 07/ 02/ 2007 ሰዓት 9:00 ይኸዉን::

  11. ጨረታ ኣብ ዝክፈተሉ ዕለትን ሰዓትን ተጫረቲ ባዕሎም ወይ ኸዓ ሕጋዊ ወኪሎም እንተተረረኸቡ ይምርፅ እንተዘይኮይኑ ግን እቲ ጨረታ ካብ ምኽፋት ኣይተአጎጎልን::

  12. በቲ ጨረታ ዝተሰዓሩ መቕረብቲ ወይ ግልጋሎት ወሃብቲ ጨረታ ኣናሊስስ ምስ ተወደአ ሰዓራይ ተፈሊጡ ዉዕል አሰረ 10 % ፐርፎርማንስ ቦንድ ምስቐረበ ዘትሓዝዎ ናይ ጨረታ መኽበሪ ይምለሰሎም::

  13. እቲ ፕሮግራም ዝሓሸ መማረፂ እንትዳኣረኺቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

  14. ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344409201 / 0344402088 ምድዋል ይኽእሉ::

ኣድራሻ : ማኣድንን ኢነርጀን ክልል ትግራይ ባዩ ጋዝ ፕሮግራም መተሓባበሪ ዩኒት

መቐለ

የንብረት ዝርዝር

/Descriptio/

መለለይ ቁጥር

/Specification/

መለኪያ

/Unit/

ብዛት

/Quantity /

ዋጋ

Remark

የአንድ ዋጋ

Unit price

ጠቅላላ ዋጋ

Total price

 

1

ናይ መኪና ጎማ

ብርጅስቶን እና አዲስ ጎማ

Pcs

50

 

 

 

2

ካላማደሪያ

 

Pcs

23

 

 

 



Tigray Region Mine and Energy Agency

Tigray Region Biogas Programme Coordination Unit

ኤጀንሲ ማኣድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ

ትግራይ ክልል ባዩ ጋዝ መተሓባበሪ ዩኒት


 


 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo