ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝተፈላለዩ ኣቁሑት ብጨረታ ኣወዳዲራ ክትገዝእ ትደሊ::

ማሕበር ልምዓት ትግራይ

ምልክታ ጨረታ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝተፈላለዩ ኣቁሑት ብጨረታ ኣወዳዲራ ክትገዝእ ትደሊ::

ተ ቁ

ዝርዝር ኣቁሑት

በዝሒ

መብርሂ

መኽበሪ ጨረታ

1

ሞተር ሳይክል

2

ፈረስ ጉልበት ካብ 125-180

3000

2

ላፕ ቶፕ ኮምፒተር

1

Cor I- 5

1500

3

ዲጅታል ካሜራ

2

20.1 mpx

4

ጠረጼዛ (Single pedestal office table)

5

140 x 70 x 70 cm

2500

5

ጠረጼዛ (L shape office table)

1

120 x 80 x 75 cm

6

ማእኸላይ ወንበር (Medium back chair fabric)

2

50x50x97-107cm

7

ናይ ጋሻ ወንበር (Gust chair)

4

48 x 40 x 80 cm

8

Reception counter

1

200 x 2400x 1050cm


 

በዚ መሰረት ንኽሳተፍ ዝደልዩ ተወዳደረቲ

  • ናይ 2006 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሱ::

  • ናይ ግብሪ ከፋልነት መፍለይ ቑፅሪ መረዳእታ ከቕቡ ዝኽእሉ::

  • ናይ ቫት መቕረባይነት ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ::

  • ናይ መቕረባይነት ምዝግባ መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ::

  • ናይ ጨረታ መኽበሪ ቢድ ቦንድ ብሕድሕድ ኣብ ሎት ብዝተመጠ መጠን ገንዘብ ብቤት ፅሕፈት ማሕበር ልማዕት ትግራይ ከትሕዙ ዝኽእሉ::

  • ዝረዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ዝሐዘ ካብ ቤት ፅሕፈት ቑፅሪ 410 ክወስዱ ይኽእሉ::

  • እቲ ጨረታ ዓርቢ ጥቅምቲ 07/ 200 ዓ/ም ድ ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ 8:30 ኣብ ቢሮ ቑፅሪ 415 ኩሎም ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት ::

  • ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺባ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅረ 0344 40 99 23 ምድዋል ይካኣል እዩ::

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo