መቐለ ሆስፒታል ናይ ሰብ መድሓኒት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ንክትወዳድሩ እትደሊዩ ሕጋዊያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ እናዓደምና ተጫረቲ ክተማልእዎ ዝግባእ ::

ንኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ክልል ትግራይ ኣገልግሎት ናይ በጅት 2007 ዓም ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ዲሽ ሓፁር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከክሰርሕ ይደሊ::

ቢሮ ርክብ ህዘቢ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2007 ዓም ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ቢልቦርድን መስቀሊ ዝከዉን ሓፂን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ::

ቢሮ ርክብ ህዘቢ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2007 ዓም ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ጭርሖታት ብሮሸራት: ባነራትን ቢልቦርድን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ::

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ (ማረት) ንዝተፈላለየ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ጋብዩን ( Different size of Gabion ) ጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ትደሊ:: ስለዚ ክጫረቱ ዝደሊዩ ተጫረቲ በዚ ቀፂሉ ተዘርዚሩ ብዘሎ መሰረት ክወዳደሩ ዝክእሉ ምኮኖም ንሕብር::

ትግራይ መገናኛ ብዙሃን ኤጀንሲ ኣየር ላይ ለሚሰራጭ ሳምንታዊ ፕሮግራሞች እለታዊ የዜና ስርጭት የሚገለግሉ የፕሮግራም መለያ (ኢንትሮዎች ) እንዲሁም የኤጄንሲዉ መለያ በግልፅ ጨረታ ኣወዳድሮ ለማሰራት ይፈልጋለ::

ማእኸል መሰልጠኒ ጉድኣት አካል መቐለ ኣብ 2007 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቐሑ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ :: ህ /መሳረሒ ድማ ን 2ይ ጊዜ ዝወፀ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ንተወዳደረቲ ይዕድም::

ሮ ፀጥታን ምም/ር ክ/ትግራይ ን2007 ዓም በጀት ዓመት ንቢሩኡ ግልጋሎት ዝዉዕል ::

ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ ማይጨዉ ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ስፖርትን ዕጥቅን ፍርናሽ አንሶላ ኮቦርታ ከምኡዉን ካልኦት ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝኮንኩም ንክተወዳደሩ ንዕድም::

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ካብ መደበኛ በጀት ን2007 ዓ/ም በጀት ዓመት ዝተመደበልና ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕተመት : ኤሌክትሮኒክስ : ፅርየት ኣቑሑ ኣወዳድሩ ክገዝእ ይደሊ