ማይጨዉ ቤት ህንፀት ማእኸል ንህነፃ መሳርሒ ዝተፈላለዩ ንብረታት ንሕጊ ተሃነፅቲ ወርክ ሾፕ ጣዉላ ማሽን ( ዝተፈላለዩ ማሽናት ኣቁሑትን) ንላይብረሪ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ መፃሕፍትን ኣዋጃትን ክዕድግ ስለዝደለየ ዝምልከተኩም ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም መቅረብቲ ንክትጫረቱ ንፅዉዕ::

ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቀርን /ደደቢት ትፈልም/ ንዋና ቢሮ ቀለም ንምቅባእን መስታወት ንምሕፃብን ኣጫሪቱ ከስርሕ ስለዝደና ክትጫረቱ

ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ሕድሕድ ሎት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ::

ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ሕድሕድ ሎት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ::

የኢትዩያ ኦርተዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን የልማት ክርስቲያናዊ ተራድኦ ኮሚሽን የኽልተ አዉላዕሎ የገኑማፕሮጀክት ለመስኖ ግልጋሎት የሚዉል የኤሌክትሪክ ዲናሞ ፓምፕ ለመግዛት ስለተፈለገ ከዚህ በታች የተዘረዘሩትን መስፈርቶች የምታሞሉ ተጫራቾችን ይጋብዛ

ማእኸል ምርምር ሜካናይዜሽን ሕርሻ ኢነርጂ ገፀርን መቐለ ናይ መኪና ታክሲ ሚኒባስ ክራይ ግልጋሎት ሰርቪስ ንምሃብ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክካረ ይደሊ ::

አብ ሰሜን ክ /ከተማ መቐለ አብ ጣብያ ኢንዳስትሪ ዝርከብ ዓዲ ወለልን ኻንፎሮን ዝርከብ መራኸቢ ንእሽተይ ድልድል ንምስራሕ ስለዝተደለየ ማተሪያል : ናይ ግልበት :መሽነርን ሓዊሱ ከጫርት ይደሊ::

አብ ሰሜን ክ /ከተማ መቐለ አብ ጣብያ መለስ ፈለግ ዳዕሮ ዝርከብ ንእሽተይ ድልድል ንምስራሕ ስለዝተደለየ ማተሪያል : ናይ ግልበት :መሽነርን ሓዊሱ ከጫርት ይደሊ::

ኣብ ኤጀንሲ ሳይንስን ቴክኖሎጂ ክልል ትግራይ ንቢሮ ስራሕቲ ዝዉዕል ዝተፈላለዩ :- ፅሕፈት መሳርሒ ተዛመድትን : ዲስክቶፕ ኮምፒተር : ላፕቶፕ ኮምፒተር : ናይ ፅሬት ናዉትን ሸልፍን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ (ማረት) አብ ከተማ መቐለ ዋና ዉሽጢ ንትሰረሖ ዘላ ህንፃ ዝዉዕል ናይ እንፀይቲ ማዕፆን ናይ ኤሌክትረከ ቦርድ ጨረታ አወዳዲሩ ምንስራሕን ንምግጣም ትደሊ