ቢሮ ልምዓት ከተማን ንግድን ነቲ ቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ፈርኒቸር ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ አቑሑት ብግልፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ :: ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቆሓታት ክተማልኡ ይግባእ::

ማሕበር መናአሰይ ትግራይ ንቤት ፅሐፈትና ግለጋሎት ዝዉዕሉ ናይ መኪና ጎማ /ብሪጅስቶን/ 7.50R16Lt ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ::ስለዚ ኣብዙይ ክትወዳደሩ ዝተደሊዩ ሕጋዉያን ነዚ ዝስዕብ ረቆሒ እተማልኡ ንዕድም::

ማሕበር መናአሰይ ትግራይ ንቤት ፅሐፈትና ግለጋሎት ዝዉዕሉ ሞተር ሳይክል ጉልበት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ::ስለዚ ኣብዙይ ክትወዳደሩ ዝተደሊዩ ሕጋዉያን ነዚ ዝስዕብ ረቆሒ እተማልኡ ንዕድም::

ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ናይ መኪና ጎማ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝስዕብ ረቆሓታት እትማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም::

ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ንቤት ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝዉዕል ህንፃ ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ዝስዕብ ረቆሓታት እትማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም::

ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ናይ መራብሒ /Duplicator /ሜሽንን ፎቶ ኮፒ ሜሽንን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝስዕብ ረቆሓታት እትማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም::

ኤጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ አብ 2007 ኣሶሳ ንዝኸበር መዓልቲ ብሄርን ብሄረሰባትን ካብ ክልልና ንዝኸዱ ተሳተፍቲ መጎዓዝያ ዝኸዉን 50 ሰባት ትሕዝ ቀዳማይ ደረጃ ኣዉቶብስ ስለዝደሊ በዚ ስራሕ እዚ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕም::

ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቀርን /ደደቢት ትፈልም/ ዝተፈላለዩ ናይ እስተሽነሪን ቀለማትን አቁሑት ኣጫሪቱ ክዕድግ ስለዝደሊ ክትጫረቱ እትደሊዩ እዚ ዝስዕብ ረቁሓ ተማልኡ ክትወዳደሩ ትክእሉ ምካንኩም ንገልፅ::

አብ ሰሜን ክ ከተማ መቐለ አብ ጣብያ ለካቲት ቁሸት ራህዋ ትራንስፈርስተሽን ንምስራሕ ስለዝተደለየ ናይ ማተሪያል : ናይ ግልበት :መሽነርን ከጫርት ይደሊ::

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንእብያተ ሕፅፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ባንዴራታት (ሰንደቅ ዓላማ ) ን2007 ዓ/ም በጀት ዓመት ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም::