ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ካብ መደበኛ በጀት ን2007 ዓ/ም በጀት ዓመት ዝተመደበልና ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕተመት : ኤሌክትሮኒክስ : ፅርየት ኣቑሑ ኣወዳድሩ ክገዝእ ይደሊ

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ካብ መደበኛ በጀት ን2007 ዓ/ም በጀት ዓመት ዝተመደበልና ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕተመት : ኤሌክትሮኒክስ : ፅርየት ኣቑሑ ኣወዳድሩ ክገዝእ ይደሊ :: ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ክተማልእዎ ዝግባእ እዞም ዝስዕቡ ረቆሓ እዩም:-

  1. ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም ኮይኖም ናይ 2007 ዓ/ም ግብሪ ዝከፈሉ ንግዲ ፍቓዶም ዝተሐደሰ መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ::

  2. ናይ ዝርዝር መቅረባይ መታወቅያ መረዳእታ ዝተሐደሰ ተቕርቡ ትኽእሉ

  3. ቲን ናምበር ዘለዎም::

  4. ተወሳኺ እሴት ታክሲ /VAT/ ዝተመዝገብኩም::

  5. ወርሓዊ ዲክላሬስን ዘቅርብ::

  6. ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ብር 50.00 ብምኽፋል ካብ ላዕቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ዕፋ/ን/ምም/ር ምዉሳድ ይኽእሉ

  7. ተጫረቲ ቤት ፅሕፈት ካብ ዘዉፀኦ ወፃኢ ምቕራብ /ምዉፃእ / ኣይክእልን ::

  8. ተጫረቲ ኣብ ታሕቲ ዝቀረበሎም መወዳደሪ ሰንጠረዥ ሽምን ክታም ኣድራሻን ማህተምን ብዘይ ምንም ስርዝ ድልዝ ከስፍሩ አለዎም::

  9. ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት 28 /03/ 07 ዓ/ም ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 13/ 03/ 07 ዓም ሰዓት 4:00 ::

  10. ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት 13 /03/ 07 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4:30 ::

  11. ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ነቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

  12. ኣድራሻና ጥቃ ሃፅይ ዩዋሃንስ ሙሉእ ቐደማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ::

  13. ንተወሳኺ ሐበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344402420 ምድዋል ይኽእሉ::

ምስ ሰላምታ

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ


 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo