ማ/ም/ሕ /አበርገለ አብ 2007 ዓመት ንዝተፈላለዩ ንምርምር ዘገልገሉ ናይ ህንፃ መሳርሒ : ዝተፈላለዩ ናይ ምርምር መሳርሔታት : ናይ እንስሳ መድሓኒት ፀረ- ባልዕ ከሚካልን : ናይ ላብራቶሪ መሳርሕታት : ናይ እንስሳ ቀለብ : ዝተፈላለዩ ናዉትን መሳርሕን : ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት : ዝተፈላለዩ ፅ/መሳርሕ : ፅሬት መሳርሒ : ሕትመትን :

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ (ማረት) ናይ ሆዝ ሞዲፊኬሽን ስራሕቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ትደሊ :: ስለዚ ክጫረቱ ዝደሊዩ ተጫረቲ በዚ ቀፂሉ ተዘርዚሩ ብዘሎ መሰረት ክወዳደሩ ዝክእሉ ምኮኖም ንሕብር::

ኢንተርፕይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ን2007 ዓመት ንዘካይዶም ና መንገዲ ህንፀትን ፅገና ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዘለዎም ቱቦ ብግለፂ ጨረታ ብምዉድዳር ከምርት ይደሊ::

ኤጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ሸልፍ ክገዝእ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ እዚ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም::

ማሕበር መናአሰይ ትግራይ ንቤት ፅሐፈትና ግለጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ገንዘብ መቐመጢ ካዝና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ኣብዙይ ክዳደሩ ዝተደሊዩ ሕጋዉያን ነዚ ዝስዕብ ረቆሒ እተማልኡ ንዕድም::

ጉና ንግዲ ስራሕቲ ሓላፊነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ዝተፈለላዩ ንብረታት ብጨረታ ክሸይጥ ይደሊ::

ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ናይ አባላት ድምቢ ክዳንን ዝተፈላለዩ ናይ ሙዚቃ መሳርሒ አወዳዲሩ ክዕድግ ተወዳደረቲ ከማልእዎ ዝግባእ::

ዞባ ደቡብ ምብራቅ ማእኸል ቤት ፍርዲ ካብ 2007 ዓ/ም መደበኛ በጀት ናይ ሕትመት : ፅ /መሳርሒ : ፅሬት አቐሑት ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደሊዩ::

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዉቕሮ ቀፂሉ ዘሎ ናይ ማይ አቁሑትን መሳርሕን ቆፀርትን : ሞተር ሳይክልን : ሳይከልን ንብረት ብጭረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::

ትካልና - ኮሌጅ ጋርመንት መቐለ ቕድም ኢሉ ብማእኸል መሰልጠኒ ዘበናዊ ማእለማ ቅድን ስፍየትን ዓለባን ቆርበትን-መቐለ ብዝብል ሽም ዝፍለጥ ዝነበረ ኣብ 2007 ዓ/ም በጀት ዓመት ንትካልና ከገልግሉ ዝክአሉ ዝተፈላላዩ ፅሕፈት መሳርሒ ጨርቃ, ጨርቅን ካልኦትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ነዞም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ መሰረት ጌርኩም ክትወዳደሩ ብኣኽብሮት