አብ ሰሜን ክ /ከተማ መቐለ አብ ጣብያ ኢንዳስትሪ ዝርከብ ዓዲ ወለልን ኻንፎሮን ዝርከብ መራኸቢ ንእሽተይ ድልድል ንምስራሕ ስለዝተደለየ ማተሪያል : ናይ ግልበት :መሽነርን ሓዊሱ ከጫርት ይደሊ::

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ሰሜን

                                        ምልክታ  ጨረታ
1 አብ ሰሜን ክ /ከተማ  መቐለ  አብ ጣብያ  ኢንዳስትሪ ዝርከብ  ዓዲ  ወለልን  ኻንፎሮን   ዝርከብ   መራኸቢ ንእሽተይ  ድልድል  ንምስራሕ  ስለዝተደለየ ማተሪያል   : ናይ  ግልበት  :መሽነርን ሓዊሱ  ከጫርት  ይደሊ::
2   ሰሜን ክ/ከተማ  ከባቢያዊ ልመዓት ድማ  አብዚ  ስራሕ   ዝደልዩ  ደረጃ  10ተ ( ዓሰርተ)   ደ.አ.ን.ት  (ደቂቅ)  ናይ  ህንፃ ጠቅላላ ኪንስትራክሽን  ተኮናተርቲ  ክትጫረቱ  ይዕድም    ተጫረቲ  ከማልእዎ   ዝግብኦም  ረቆሒታት::
3   ተጫረቲ  እቲ ስራሕ  መደብ 60(  ስልሳ)  ናይ   ካላንደር  መዓልቲት  ከጠናቅቁ   ዝክእሉ::
4  ድሌት   ዘለዎም ደ.አ.ን.ት  ናይ  ኮንስትራክሽን  ተጫረቲ  ዘይምለስ  ብር  100  (ሐደ ሚኢቲ  ብር) ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ካብ  ሰሜን  ክ/ከተማ ቤት  ፅሕፈት  ከባቢያዎ ልምዓት  ቢሮ  ቁፅሪ  19   ብምቅራብን  ብርኪ  ትካሎም   ዝገልፅ ፍቃድ  ዝተሐደሰ ንግዲ  ፍቃድ ን ብምቅራብ  ክወስዱ  ይክእሉ::
5  ተጫረቲ  ሐደ  ኦርጅናልን ክልተ ፎቶ  ኮፒን ሰነድን ነንበይኑ ብምዕሻግ  አብ  ሐደ ዓብይ  ፖስታ   ጠሚሮም  ከቅርቡ  አለዎም::
6  ተጫረቲ  ሰነዳቶም ኣሺጎም ብምቅራብ  ሕድሕድ  ፖስታ  ማህተም   ዓሪፍዎ ሙሉእ ኣድራሻ  እቲ ትካል  ክገልፅ ይግባእ::
7 ተጫረቲ  ዝመልአዎ ሰነድ  ካብ  ቤት ፅሕፈት ክፍለ  ከተማ  ከባቢያዊ ልምዓት ካብ  ዕለት 23/04/ 07  ዓ/ም  ጀሚሮም ምዉሳድ  ይክአሉ::
8  ጨረታ  ዝአትወሉ  ግዜ  ካብ  ዝወፀሉ  ዕለት  23/04 /07  ዓ/ም  ክሳብ  07/ 05 /07 ዓ/ም  ቅድሚ  ሰዓት  4:00  ዘእቱ::
9   ተጫረቲ  መከበሪ  ጨረታ  7000 ( ሸዉዓተ  ሽሕ  ብር)   ብብሄራዊ  ባንኪ  ካብ  ዝተፈቀደሎም ዝተፈለጠ ባንክታት ዝዉሃብ  አብ  ኩነታት  ዘይተመሰረተ  ዉሕስና ባንኪ  ዝተረጋገፀ ቼክን ለተረኦፍ  ክሬዲትን አብ  ፖስታ  ብምዕሻግ ከቅርቡ  አለዎም::
10   እቲ  ጨረታ  ተጫረቲ   ወይ  ሕጋዊ  ወኪላቶም አብ ዝተረክብሉ  አብ  ቤት ፅሕፈት  ሰሜን  ክ /ከተማ  ከባብየዊ  ልምዓት   ዕለት  7/ 05/2007 ዓ/ም   4:00  ሰዓት  4:30  ናይ  ቅድሚ ሰዓት  ይክፈት::
11  ቤት  ፅሕፈትና  እቲ ጨረታ  ብክፋል  ይኹን  ብሙሉእ  ናይ  ምስራዝ  መሰሉ  ዝተሐለወ  እዩ::
ንዝበለፀ   ሐበሬታ  ግልፂ ንዘይኮነልኩም  ብቁፅሪ  ስልኪ :-  (0914032110)  (0914751957) (0914728661) ብምደዋል ምሕታት  ይካአል::

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo