ማእኸል ምርምር ሜካናይዜሽን ሕርሻ ኢነርጂ ገፀርን መቐለ ናይ መኪና ታክሲ ሚኒባስ ክራይ ግልጋሎት ሰርቪስ ንምሃብ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክካረ ይደሊ ::

ማእኸል ምርምር ሜካናይዜሽን ሕርሻ ኢነርጂ ገፀርን መቐለ

                             ን 2ይ  ግዜ ዝወፀ  ምልክታ  ግለፂ  ጨረታ
ማእኸል  ምርምር  ሜካናይዜሽን  ሕርሻ   ኢነርጂ  ገፀርን  መቐለ  ናይ መኪና   ታክሲ ሚኒባስ ክራይ  ግልጋሎት ሰርቪስ  ንምሃብ ብግልፂ ጨረታ  ኣወዳዲሩ ክካረ   ይደሊ ::  
በዚ  መሰረት  ተወዳደርቲ  ክተማልእዎ  ዝግባእ  ረቆሓ::
1   ሕጋዊ  ንግዲ  ፍቓድ  ዘለዎ  ናይዚ ዘበን  ዚ  ግብሪ መንግስቲ ዝኸፈሉ  ንግዲ  ፈቓዶም  ዘሐደሱ  ቲን  ቑፅሪ   ዘለዎም    ቫት  ዝተመዝገቡ  ምኻኖም መረዳእታ  ዘቕርቡን  ናይ ወርሒ  ጥቅምቲ  2007 ዓ/ም  ናይ  ዲክለር  ዝተገበሮ  መረዳእታ   ኣብ  ጨረታ  ሰነድ  ክተሐሐዝ   አለዎ::
2  ናይ  ጨረታ   መኽበሪ  ቢድ ቦንድ ብስም  ማእኸል ምርምር  ሜካናይዜሽን  ሕርሻ   ኢነርጂ ገፀርን  መቐለ  ዘተሰርሐ    3,000 .00   (ሰለስተ  ሽሕ) ብስፒኦ  ከትሕዙ    ዝኽእሉን   ኦርጅናልን  ኮፒን  ናይ  ጨረታ   ዶክመንት  ብሽምዒ   ብዝተአሸገ  ፖስታ   ከቐርቡ  ዝኽእሉ::
3   ተጫራታይ   ናይ ጨረታ  ዶክመንት  ካብ  ዕለት  27/ 04 / 2007 ዓ/ም   ጀሚሩ አብ  ማአከል  ምርምር   ሜካናይዜሽን  ሕርሻ   ኢነርጂ ገፀርን  መቐለ  ቢሮ  ቁፅሪ  04   ብምምፃእ   ዘይምለስ   ብር  20 / ዕስራ   ብር / ብምኽፋል  ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ዶክመንት   ክሳብ  ዕለት  13/ 04 /2007  ዓም  ሰዓት  8:00  አብ ዘሎ  እዋን  ኣብ ስራሕ ሰዓት  ነዚ  ተባሂሉ  ኣብ  ዝተዳለወ  ጨረታ  ሳንዱቕ  ምእታዉ  ይኸኣል  ::
4   አብ  ዝቐረበ  ናይ   ጨረታ  ዶክመንት   አብሕድሕድ   ሰነድ   ፊርማን   ማህተምን   ናይቲ  ትካል   ክህልዎ
አለዎ::
5   እቲ ጨረታ  ዕለት  13 /05 /2007  ዓም    ሰዓት  8:00  ተዓፅዩ  አብቲ  ዕለት  ሰዓት 8:30  ተጫረቲ   ባዕሎም   ወይም   ሕጋዊ   ወኪሎም   አብዝተረኸበሉ  ይኽፈት::
6  ጨረታ  ሰዓራይ  ምስተፈለጠ  ዉዕሊ   መኽበሪ  10  %   ብምትሐዝ   ካብ  ዝአትወሉ   ዉዕሊ  እዋን   ጀሚሩ   ኣብ  ዉሽጢ  5 መዓልቲ  ንብረት  አታዊ   ይገብር::
7  ማእኸል  ምርምር  ሜካናይዜሽን  ሕርሻ   ኢነርጂ  ገፀርን  መቐለ   ዝካረዩ  መኪና  ብባዓል  ሞያ   ተረጋጊፁ ሽግር  አለዎ ኢሉ  ማእከልና  እንተአሚነሉ   ዉዕሊ  ምቁራፅ  ይኽእል::
8  ተጫራታይ  ግልፂ አብ  ዘይኾነሎም  ነጥብታት መብርሂ  ወይ  መመሓየሺ  ሕቶ  ከቕርቡ  ዝኽእሉ ጨረታ  ዝክፈተሉ   እዋን   ቕድሚ    ምብፅሑ   ይኸዉን ::
9     እቲ  ቢሮ  ዝሐሸ  መማረፂ  እንተረኺቡ   ብኽፋል  ይኹን  ብሙሉእ   ነቲ  ጨረታ ናይ ምስራዝ   መሰሉ   ዝተሓለወ  እዩ ::
ንተወሳኪ   ሓበሬታ  ስልኪ .ቑ    034-- 440 23 -85  /  034 - 440 -30  -22  ምሕታት   ይከኣል ::
  ማእኸል  ምርምር  ሜካናይዜሽን  ሕርሻ   ኢነርጂ  ገፀርን  መቐለ  
              ኣድራሻ      እንዳየሱስ  ድሕሪ   አይናለም

 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo