ምልክታ ጨረታ ሊዝ ቀዳማይ ሳልሳይ ዙር ጨረታ : ሊዝ ካልኣይ ዓይነት ጨረታ ስሩዕ : ሳልሳይ ኣብ ጊዜያዊ ምምሕዳር ትግራይ ቤት ፅሕፈት ምሕዳራን ኣጠቃቅማን መሬትን ካዳስተርን ከተማ እንትጮ ከምቲ ዝተለመደ ቦታ ሊዝ ብዛዕባ ምሓዝ ብዝድንግግ ኣዋጅ 461/ 2004 ዓንቀፅ 8 ንኡስ ዓንቀፅ 1 ካብ ሀ እስካ ሰ ብዝተዘርዘረ መሰረት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ወይድማ መንበሪ: ትካል :እንዳመጥሓን : መክዘን ዝተዳለወ ጠቅላላ 15 ቦታት ብግልፂ ጨረታ ንተጫረቲ ከተሓላልፍ ይደሊ

ንሐፈሻዊ ሆስፒታል ኮረም ዘድልዩ ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረት ሎት ሐደ መሳርሒ ፅሕፈት በቢ ዝምልከቶም ዘፈር ዓዉደ ስራሕ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ካብ ዘለዎም ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ የደሊ

ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሪት ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ነቲ ቤት ፅሕፈት ንግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት ካብ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ካብ ፕሮግራም ምጥንኻር ስርዓት ምግቢ (FSRP ) ብዝተረኸበ ባጀት ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ናይ ዕ/መሳርሒ ኣቑሑት ኣብቲ ዘፈር ካብ ዝተዋፈሩ ብቑዓትን ሕጋዊ መቕረብቲ ብዋጋ መቕረቢ /ፕሮፎርማ/ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ ክትወዳደሩ

ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓ/ዓዲ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ትልምን በጀት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ኣብ 2016 በጀት ዓመት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሪክ ኣቑሕት /ንብረታት/ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡-

ኮሚሽን ኣብያተ ህንፀት ትግራይ ን2016 ዓ/ም ካብ ዝተመደበ በጀት ንኣባላት ፖሊስ ዝኸውን ጫማ ፤ ኮበርታ፤ ኣንሰላ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእን ናይ ሕትመት ስራሕቲ ሰነዳት ከሕትምን ስለ ዝደሊ ዝምልከተኩም ኣካላት ንክትወዳደሩ ይዕውዕ።

ማሕበር ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳረሒ ብ ጨረታ ኣወዳዲራ ክትዕድግ ትደሊ።

ማሕበር ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ ዝተፈላለዩ ውልቀ ናውቲ ዓይነታት ብ ጨረታ ኣወዳዲራ ክትዕድግ ትደሊ።

ማሕበር ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ መግቢ ዓይነታት ብ ጨረታ ኣወዳዲራ ክትዕድግ ትደሊ።

ማሕበር ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ ጣፍ ብ ጨረታ ኣወዳዲራ ክትዕድግ ትደሊ።