ንሐፈሻዊ ሆስፒታል ኮረም ዘድልዩ ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረት ሎት ሐደ መሳርሒ ፅሕፈት በቢ ዝምልከቶም ዘፈር ዓዉደ ስራሕ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ካብ ዘለዎም ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ የደሊ

ሆስፒታል ኮረም

1 ንሎት ሐደ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዘይሐትት ኮይኑ : ንሎት ክልተ ግና ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩምን በቲ እትጫረትሉ ዘፈር ስራሕ ናይ 2016 ዓም ግብሪ ዝከፈልኩም ሕጋዊ ፈቃድ ንግዲ ዝሐደስኩምን ክተቅረቡ እትክእሉን

2 በቲ እተወዳደርሉ ዘፈር ንግዲ ዝተመዝገብክምሉ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ :ዝተሐደሰ መቅረባይነት መረዳእታ ዘለኩምን ክተቅርቡ እትክእሉን

3 ሎት ክልተ ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2016 ዓም ወርሓዊ ዲክለሪሽን ክተቅርቡ እትክእሉ

4 እቲ ሰነድ ጨረታ በዘይ ስርዝ ድልዝ ብጥንቃቄ ተመሊኡ ዋናን ቅዳሕን ተባሂሉ ብዝተፈለየ ብዝተዓሸገ ስምኢ ፖስታ የቅርብ

5 ተጫረቲ ተዓወቲ ምካኖም ካብ ዝተገለፀሎም ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 3 ተከታተልቲ ናይ ሰራሕ መዓልቲ ቀሪቦም ዉዕሊ እንተዘይኣሲሮም ዘትሓዝዎ መከበሪ ጨረታ ናብ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ይገብር

6 ሰነድ ጨረታ ካብ 10 መጋቢት 2016 ዓም ክሳብ 21 መጋቢት 2016 ዓም ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ ከተማ ማይጨዉ ዝርከብ ግዜያዊ ቤት ፅሕፈት ኮርም ሆስፒታል ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ዕደጋ ማእከል ቀዳማይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 81 ምዉሳድ ይከኣል

7 ንሎት ሐደን ክልተን ዘይምለስ 50 እናከፈልካ ብምዉሳድ መከበሪ ጨረታ ንሎት ሐደ 2000 ቅርሺ : ንሎት ክልተ 5000 ቅርሺ ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ብምትሓዝ ኣብ ከተማ ማይጨዉ ዝርከብ ግዘያዊ ቤት ፅሕፈት ኮረም ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ኣታዊ ይግበር

8 ሰነድ ጨረታ 21/7/2016 ዓም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ተረቡ ወይ ኣይተረከቡ ሰዓት 4:30 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ከተማ ማይጨዉ ዝርከብ ግዘያዊ ቤት ፅሕፈት ኮረም ሓፈሻዊ ሆስፒታል ማእከል ዕደጋ ቢሮ ቁፅሪ 81 ይክፈት

9 ተጫረቲ ኣብ ዝወስድዎ ሰነድ ጨረታ ሕቶ እንተሃልዎም ጨረታ ንክዕፀዉ ሰለስተ መዓልቲ ክተርፎ ከሎ ንዝቀርብ ሕቶ ተቀባልነት ይብሉን

10 ኣብ በዝሒ 20 ሚእታዊ ናይ መዉሳክ ወይ ምቅናስ መሰል ሆስፒታልና ዝተሐለወ እዩ

11 ሆስፒታልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0914751209

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo