Mekelle University Invites Eligible Bidders for the Procurement of Kitchen Equipment Spare Parts

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሐደር ማእከል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሱ ዝተፈላለዩ ናይ ብሎኬትን ታራዞን ሞልድታት ዝሰርሐሉ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ትግራይ ንትካልና ግልጋሎት ዝዉዕል ሕትመት ከስርሕ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ኣትደልዩ ንዕድም

ኣብ ብዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝዉዕል ኮምፒተር ክገዝእ ስለዝደለየ ብዝሐተትናዩ መሰረት ኣብ ታሐቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ብፕሮፎርማ ጠቂስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም

ቢሮ ጉዳይ መንኣሰይ ክ/ትግራይ ናይ LN 166 መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ ክትወዳደሩ ንዕድም

ኣክሱም ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ን 2016 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : ሕትመትን :ናይ መኪና ሰርቪስ ስለዝደለየ ሕጋዊ ነጋዶ ክጫረቱ ይደሊ

ፕሮፎርማ ምልክታ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት

ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ን2016 ዓም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕሉ መብሰልን :ዓተር ክክዕ ቦበርታ አንሶላ ተዛመድቲ ኣቅሑት :ላስቲክ :ናይ መሽነሪ መለዋወጢ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ንኤጀንሲ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፋለለዩ ናይ መኪና እስፔር ብፕርፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማሕበር ቀዳሞት ተምሃሮ ኣጋኣዚ ዓዲግራት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ :ናይ ተምሃሮ ዴስክን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ