ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ: ዲዛይንን: ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መካይን ሞዴል መሰረት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ትምህርቲ መምሃራን ዓብይ ዓዲ ኣብ 2016 ዓም ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኮምፒተር : ፕሮጀክተር : ፕሪንተር : ራየዘር : መራበሒ ፎቶ ኮፒ ማሽን : ናይ ላባራቶሪ ኣቀሑት : ከሚካልን ናይ ማይን : ኤሌክትሪክን ኣቅሑት : ናይ ሙዚቃ መሳርሒ : ናይ ግድግዳ ቀለም : ናይ ተምሃሮ ዓራትን ፍራሽን ካልኦትን ኣጫሪቱ ክዕድግ የደሊ

ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማ ዝተፈላለዩ መሳርሕቲ ፅሕፈትን : ናይ ኣቅሑትጋራጅን ስቶክ ካብ ዘለዎም መቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ዝተፈላለዩ ናይ ቤት ፅሕፈት ናይ ዝተፈላለዬ ናይ ፅሬት መሐለዊ አቁሑት (Sanitation materials) ብጨረታ አወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ።

ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ኣብቲ ቤትፅሕፈት ዝርከብ መኪና ስፔር ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ክዕደግ ሰለ ዝደለየ ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዝእ ይደሊ::

ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ክዕደግ : ሰለ ዝደለየ ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዝእ ይደሊ::

ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ኣብ ዋና ቤትፅሕፈትና ዝርከብ ካፊቴርያ : ግልጋሎት : ብጨረታ አወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ፡፡ስለዚ ክትጫረቱ እትደልዩ ተጫረቲ በዚ ቀፂሉ ተዘርዚሩ ዘሎ መሰረት ክትወዳደሩ እትኽእሉ ምኻንኹም ንሕብር።

ኢንተርፕራዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ዘይጠቅሙን ሐደሽትን መለዋወጢ ኣቅሑት መካይን ከምእዉን መሳርሒ ኮንስትራክሽን ማለት እዉን ፀፀር ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ