ትካልና መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ.ዝተ.ዉ.ማሕበር ንናይ ዓዲግራት መድሓኒት ፋብሪካ መስፋሕፍሒ ፕሮጀክት ዝኮዉን ናይ ሬን ወተር ድሬንች ሲስተም ገብሪጥ ብሌቬም ናይ ተኸላ ስራሕቲ ክሰርሕ ስለ ዝደሊ ነዚ ክትሰርሑ ብቅዓት ዘለኩም ካብዚ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መዐቀኒታት ተማልኡ ተወደዳደርቲ ክትሳተፉ ኩባንያና ይዕድም

ፋብሪካችን ሞሓ የለስላሳ መጠጦች ኢንዳስትሪ አክስዩን ማህበር መቐለ ፔፕሲ ኮላ ፋብሪካ የ ቐላሚኖ በርሆል የዉሃ መስመር በተወሰነ ቦታ ላይ የቱቦ ችግር ስላጋጠመበት ቱቦዎች ባላሞያዎች በጨረታ ለመቀየር ስለ ፈለገ ከዚህ በታች የጨረታ መመርያዎች እማልታቹ መወዳደር ትችላላቹ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዞቦ ን ወረዳ ራያ ዓዞቦ ሃፍቲ ማይን ማዕድንን ኢነርጅን ኣጎልግሎት ዝዉዕል ኣብ ጣብያ ሓወልቲ ቁሸት ገራርሳ ሳይት ጎለሻ ናይ ማይ መስመር ዝርገሐ water paint /መዐደሊ ማይ/ መስተይ ከፍቲ መቀመጢ ሮቶን ክልተ ማልኮልን ብደረጃ 9ተ ደቂቅን ልዕሊኡን ማይ ኮንስትራክሽን ብናይ CRGEAF በጀት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም

የመቀሌ ከተማ እቅድና ፋይናንስ ፅሕፈት ቤት በከተማ መቐለ የሚገኙ የመሰረተ ልማት ጥናት በግልፅ ጨረታ ኣወዳድሮ ለማጥናት ይፈልጋል።ስለዚህ በዚህ ጨረታ ለመሳተፍ የምትፈልጉ ተጫራቾች ከፅ/ቤታችን ሰነድ ጨረታ በነፃ በመውሰድ እንድትወዳደሩ የጋብዛል።

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎ መስተ ማይ ፈሳስን ከተማ ዓ/ዓዲ ናብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ኣብ ጣንቃ ዝርከብ ማይ ቀያሕ ፍልፍል ዓይኒ ማይ ምጉልባት መስመር ማይ ዝርገሐ ገንኢ ዋርድያ መሐለዊ ገዛ ማይ መዐደሊ ናቁሓ ስራሕቲ ፅሩይ ዝስተ ማይ ብደረጃ 8 ደቂቕ ንግዲ ትካላት ብርኪ ፍቓድ ዘለዎም ተኻናተርቲ ኣጫሪቱ ብመሰረት ዲዛይንን ስራሕ ዝርዝር ከስርሕ የድሊ

ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን ትራንስፖርትን ወረዳ 2ተ ኣዉላዕሎ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ መንገዲ ምዕባለን ምምሕዳር ኣብ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ዞባ ምብራቕ ከተማ ኣጉላዕ ዲሬኔጅ መስመር ከስርሕ ስለዝደለየ ን ደረጃ 9ተ አኣእሽተይ ንግዲ ትካላት RC-GC ፍቓድ ስራሕ ዘለዎም ኮንስትራክሽን ሕብረት ሽርክና ዉልቀን ክትጫረቱ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ኣላማጣ ካብ ኤችዲቪ ፕሮግራም ዝተረከበ በጀት ኣብ ዝተፈላለያ ጣብያታት 20 ማንዋል ዲሪሊንግ ክነስርሕ ንደሊ ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቆሒ እተማልኡ ተወዳደርቲ ናይ ማይ ኮንትራክተራት ክትጫረቱ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ናይ ቤት ፅሕፈት ልምዓት ሃፍቲ ማይ ማዕድንን ኢነርጅን ወረዳ ወልቃይት ኣብ 2012 በጀት ዓመት ኣብ ጣብያ ሞጉእ ቁሸት ታሕታይ ሞጉእ ፍሉይ ቦታ ተዉለ መብይ ኣብ ዝተባሃለ ቦታ ሓደ ፓምፕ ሪጌሽን ካብ መደብ ዕብየት ሕርሻ ክልተ ብዝተረከበ በጀት ብደረጃ 9ተን ካብኡ ንላዕልን ናይ ማይ ተንከፍ ትካላት ንግዲ ዘለዎም ኮንትራክተራት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ከተማ መቐለ ዝርከብ ዳይሬክቶሬት ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2012 በጀት ዓመት ናይ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ከተማ መቐለ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ዓይደር ዝርከብ ናይማይ መጠራቐሚ ገንኢ ስራሕቲ ንምስራሕ ብደረጃ 9ተ ብርኪ ፍቃድ ደቀቕቲ ናይ ኮንስትራክሽን ማሕበራት ብግልፂ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንዳ መኾኒ ናይ ቤት ፅሕፈት ማይን ማዕድንን ኢነርጅን ፕሮጀክት ዝኮነ ካብል ኣብ ትሬዲንግ ከምኡዉን ምንዋሕ ኣብ ጣብያ ሽምጣ ቁሸት ከነያት ፍልይ ቦታ ለክማጆሮ ከምኡዉን ኣብ ጣብያ ንቃሕ ቁሸይ ገደፈና ፍሉይ ቦታ ታሕታይ ዓዲ ሽላ ህንፀት ማይ ብግልፂ ከስርሕ ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቃሒ እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም::