ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ምምሕዳር ከተማ ሸራሮ ብናይ ስደተኛታት ተፅዕኖ ልምዓት ምላሽ ፕሮጀክት ምዕራፍ ክልተ በጀት ድጋፍ መሰረት ፅሩይ ዝሰተ ማይ መሰተ መጠራቀሚ ባዕለ 500 ሜኩ ሪዘርቫር ንምስራሕ ወይ ድማ ዕድጊት ንምፍፃም ስለዝደለየ ስራሕቲ ማይ ስራሕ ፈቃድ ዘለኩም ኮንትራክተራት ወይ ተጫረቲ ብዝተዳለወ ዲዛይንን ናይ ስፐስፊኬሽን መሰረት እቲ ስራሕ ሙሉእ ብሙሉእ አብ 2017 ዓም በጀት ዓመት ክስራሕ ስለዝተደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዘተዘርዘሩ ረቆሒታት እተማልኡ ኮንትራክተራት ወይም ተጫረቲ ነቲ ስራሕ ብኣግባቡ ተረዲኩም ንክትጫረቱ ንዕድም

አብ ጊዝያዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብ SDG ብዝረኸቦ በጀት ኣብ ዝተፋላላያ ወረዳታት ዝውዕል ሳብመረሰብል ፓምፕታት ምስ ምሉእ ኣክሰሰሪኡን ቀረብን ተከላን ስራሕቲ ብክልል ብርኪ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ደረጃ 3ን ልዕሉኡ ዝኮንኩም ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

ኣብ ወረዳ ላዕላይ ቆራሮ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ቤት ፅሕፈት ንናይ ወረዳ ላዕላይ ቆራሮ ቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባዊ ልምዓት ከይዲ ስራሕ ህንፀት መስኖ ግልጋሎት ዝዉዕል ብፕሮግራም ምጥንካር ስርዓት ምግቢ በጀት ኣብ ጣብያታት መስልሕን ኩሉ ፈርሓን ብማይ ስራሕቲ ፍቃድ ዘለዎም ሕጋዊያን ኮንትራክተራት ብምልክታ ፕረፎርማ አወዳዲሩ 8 ሓባር ዒላ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕቃባ ንብረትን ምምሕዳርን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ብቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ልማት ክይዲ ስራሕ ህንፀት ልምዓት መስኖ ካብ GSF በጀት ኣብ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ጣብያ በለስን ጣብያ ማይ ጥምቀትን ንስራሕ ሓባር ዒላ ምንዋሓ ካናል መስኖ አገልግሎት ዝዉዕል አብ ናይ ማይ ተንከፈ ዝተወፈረሑ ሕጋዊያን ነጋዶ ናይ ኮንስትራክሽን ንግዲ ትካላት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ምምሕዳር ንብረትን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ነቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ኣብ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ኣብ ጣብያ በለስ ጣብያ ዓዲግዳድ ጠባለ ሰቀላ ቆየፃን ዝስራሕ ናይ ፕሮፎርማ ንመስኖ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሐባር ዒላ ኣብ ማይ ተንከፍ ዝተወፈሩ ሕጋዊያን ነጋዶ ናይ ኮንስትራክሽን ንግዲ ትካላት ብምልክታ ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ቤት መዘጃጋ ከተማ ዕደጋ ሓሙስ ኣብ ናይ 2017 ዓም በጀት ዓመት ኣሰብ ዕደጋ ሓሙስ ስራሕቲ ምልእላይ ዉሕጅ ካብ ደረጃ 6 ልዕሊኡን ብ RC ወይድማ GC ተኮናተርቲ ብግልፂ ጨረታ አወደዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ኣብ ገርዓልታ ሎጅ ዘለና ናይ ዓሚቕ ጉድጓድ ኳዕቲን ፓምፕ ቴስትን ስራሕቲ ብ (Sub Contrauct) ዝሰርሑ ትካላት ኣወዳዲሩ ከስርሕ _ ስለዝደለየ

ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ supply Spare and provide maintenance service for mosis water treatment 16mq per hour capacity ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከፀግን ይደሊ

ኣብ ግዘያዊ ምምሕዳር መንግስቲ ክልል ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብ ጂሴፍ ብዝተረከበ በጀት ወረዳ ፃዕዳ እምባ ጣብያ ፍሉይ ቦታ ተካ ተስፋይ ከተማ ከባቢኣን ንዝርከብ ሕብረተሰብ ዝዉዕል ዓሚቁ ጉድጎድ ሲስተም ዘድሊ ሶላር ፓምፕ ኤሌክትሮ መካኒካል ዕደጋ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ኣብ ቢሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ክልል ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብ ጂሴፍ ብዝተረከበ በጀት ወረዳ ፃዕዳ እምባ ጣብያ ሰንደዳ ፍሉይ ቦታ ተካ ተስፋይ ዝረገሐ ስራሕቲ መስተ ማይ ዋተር ሳፕላይ ሲስተም ኮንስተራክሽን ዝዉዕል ዕደጋ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ