ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን እንዳ መኾኒ ብናይ ኤችድፒ 2ተ በጀት ናይ ቤት ፅሕፈት ማይን ማዓድንን ኢነርጅን ፕሮጀክት ዝኮኑ ካናልኣብ ግሬድንግን ምንዋሕ ኣብ ጣብያ ሽምጣ ቁሸት ቅንያት ብተወሳኪ ኣብ ጣብያ ንቃሕ ቁሸት ገደፈና ፍሉይ ቦታ ታሕታይ ዓዲ ሽላ ናይ ማይ ኮንስትራክሽን ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ካብ ዘለዎም ን2ይ ግዜ ፕሮፎርማ ምልክታ አወዳዲሩ ከስርሕ

ቤት ፅሐፈት ትልምን ፋይናንሰን ወረዳ እነዳ መኮኒ

ስለ ዝደለየ ተጫረቲ ሰነድ ፕሮፎርማ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ክወስዱ ይክእሉ እዮም

1 ፕሮፎርማ ምልክታ ካብ 02/07/2012ዓ/ም ክሳብ 08/07/2012ዓ/ም ኣብ ከተማ ማይጨዉ ኣብ ጥቃ  ኮሌጅ ቴክኒክን ሙያን ዝርከብ ኮንደምንየም ቁፅሪ ክፍሊ 02 ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር/ን ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ትክእሉ

2 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ማይ ዘለኩም

3 ናይ 2012ዓ/ም  ዝተሓደሰ ምስክር መቕረባይነት ደአንት ከተቅርቡ እትክእሉ

4 ተጫረቲ ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩምን ናይ ጥሪ ወርሒ  2012ዓ/ም ሒሳብ ዘወራረድኩምሉ መረዳእታ ተቅርቡ

5 መኸበሪ ፕሮፎርማ 7000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

6 ተወሳኪ ክፍሊት ማለት እዉን ኣድቫንስ ክፍሊት ኣይፍቀድን

7 እቲ ፕሮፎርማ ምልክታ ዕለት 08/07/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

8 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ  09 47 77 04 19

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo