ኣክሱም ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ን 2011 ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቐሑት፣ ናይ ሸቀጣ ሸቀጥ ኣቅሑት፣ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቑሑት ፣ንምግዛእን ንስራሕተኛን መመላሰሲት ሰርቪስ ቅጥቃጥ ኦባማ ኣውቶብስ ንምክራይ ስለዝድለየ ንሕጋዊ ነጋዶ ክጫረቱ ይደሊ

ትካል ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነት ዝተወሰነ ናይ ዉልቀ ማሕበር ን2011ዓ/ም ንፕሮጀክት ስራሕቲ መንገዲ ከተማ መቐለ ኣግልግሎት ዝዉዕሉ ኣናእሽተይ መካይን፣ ሚኒባስን ኣውቶብሳትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክካረይ ይደሊ።

ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ በዓል ስድራ ስውኣት ኣመልኪቱ ዝግበር ኮንፈረንስ ካብ ሓወልቲ ሰማእታት መበገሲ ገይሩ ንዑደተኛታት ዝኾና ደረጅኣን ዝሓለዋን ምቹዋት ዝኾናን ኣውቶብስ መኪና ሰዓራይ ካብ ዝተፈለጠሉ እዋን ጀሚሩ ንዕለት 07/06/2011ዓ/ም ሰዓት 12:00 መበገሲ ማእከል ሓወልቲ ሰማእታት መበገሲ ገይሩ ካብ ሕጋውያን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክካረ ወይ ክግልገል ይደሊ፤

ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ንላባራቶሪ ሰራሕተኛታት ግልጋሎት ንምሃብ ሚኒባስ ካብ ሕጋውያን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክካረ ይደሊ፤

ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ንሰራሕተኛታት ግልጋሎት ንምሃብ መኪና ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክካረ ይደሊ፤

ን3ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ እንደርታ ናይ ባህር ዛፍ ምስ መፅዓኒ፣ መራገፊ መጓዓዓዚ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክዕድግ ንደሊ፤

ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገፀርን ክልል ትግራይ ሎት 1-ኣቅሑ ቢሮ /ፈርኒቸር/፣ሎት 2 ኣቅሑ ኤሌክትሮኒክስ፣ ሎት 3 ዓመታዊ ኣገልግሎት መጓዕዝያ፣ ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ን3ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ካብ ኣዲስ ኣበባ ብርሃንና ሰላም ናብ መቐለ ናይ ሕትመት ውፅኢት በካርቶናት ከጓዓዓዝ ይደሊ፤

ኣብ ሲቪል ሰርቪስ ክ/ትግራይ ዳ/ዳ/ዕ/ፋ/ም/ንብረትን ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይን ኣብ ዮቴክ ህንፃን ዝርከብ ናይ ቢሮ ስቪል ሰርቪስ ክልል ትግራይ ዘለው ንብረታት ናብ ክ/ከተማ ሓወልቲ ከባቢ ዓዲ ሓቂ ፊት ንፊት ደደቢት ፍትሓዊ ልቃሕ ዝርከብ ህንፃ ብናይ ባዕሎም መጓዓዝያን ናይ ጉልበት ሰራሕተኛታትን /መፅዓንን መውረድን/ ንምጉዕዓዝ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ውዕሊ ክኣስር ይደሊ፤

ክፍለ ከተማ ሓድነት ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ቤት ፅሕፈት ንቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን ኮብልስቶን ስራሕቲ ንምክትታል መኪና ክራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክካረ ንደሊ፤