ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገፀርን ክልል ትግራይ ሎት 1-ኣቅሑ ቢሮ /ፈርኒቸር/፣ሎት 2 ኣቅሑ ኤሌክትሮኒክስ፣ ሎት 3 ዓመታዊ ኣገልግሎት መጓዕዝያ፣ ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓት ክልል ትግራይ

1 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ብር 100.00 ብሸም ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ኣብ ኢትዮጰያ ንግዲ ባንክ ሒሳብ ቁፅሪ 1000012030839 ኣታዊ ገይርኩም ቅብሊት ሒዝኩም ብምቅራብ እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ደኩሜንት ካብ ክፍሊ ቁፅሪ 12 ጉጅለ ዕደጋ ምዉሳድ እትክእሉ ምካንኩም ንሕብር።

2 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ : መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ : ወረቀት ምስክር ተወሳኪ እሴት ታክስ ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ሒሳብ ዘወራረድሉን : ናይ መቅረባይነት ምዝገባ መለለይ መረዳአታ ፎቶ ኮፒ ምቅራብ የድሊ።

 3 መኸበሪ ጨረታ ኣብ ሰነድ ጨረታ ተገሊፁ ይርከብ።

4 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ሙሉእ ብመሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ።

5 ቢሮና ናይ ጨረታ 20% ምዉሳክ ወይ ምቅናስ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

6 ሳንዱቅ ጨረታ 16/06/2011 ዓ/ም ንጉሆ 3:30 ሰዓት ተዓፅዩ ሽዑ ንሽዑ ተጫረቲ ወይ ከዓ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብዝተረከብሉ ኣብ ኣዳራሽ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገፀርን ክልል ትግራይ ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ምም/ር ንብረትን ይክፈት።

7 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344-403663 ወይ ብኣካል ብምቅራብ ምሕታት ይከኣል።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo