ን3ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ካብ ኣዲስ ኣበባ ብርሃንና ሰላም ናብ መቐለ ናይ ሕትመት ውፅኢት በካርቶናት ከጓዓዓዝ ይደሊ፤

ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 24/05/2011ዓ/ም ክሳብ 28/05/2011ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ

2 እዚ ፕሮፎርማ 28/05/2011ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ሰዓት 9:00 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-408714 ምድዋል ይከኣል፤

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo