ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓብይ ዓዲ ን2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓብይ ዓዲ ብጃይካን ክስራሕ ተታሒዙ ስለዘሎ ቅድሚት ቦታ ክንፀር ስለዝተደለየ ድሕሪ ኮሌጅ መምህራን ኣመራርሓ ትምህርትን ዓብይ ዓዲ ዘሎ ሓመድ ናብ መሰናድኦ ናብ ኣንፈት ሰሜን ቅድሚ ሐዚ ቤት ህንፀት ዝነበረሉ ከባቢ ዝርከብ ሽንጥሮ ንምድፋእ ሲኖትራክ 16 ሜ3 ክትሕዝ ትክእል ብፀዓኒት ማለት ሎደር ከቅርብ ዝክእል በዚ መሰረት ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ መቅረብቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም፡

ኤጀንሲ ስታቲስቲክስ ክልል ትግራይ ካብ ዕለት 27/09/2011 ክሳብ ዕለት 03/10/2011ዓ/ም ኣብ ዝተወሰኑ ዞባታትን ከተማታትን ክልልና ንዝግበር ዳህሳስ ነቶም ሰብ ሞያ ግልጋሎት ዝህባ ናይ ፊልድ መኪና ግልጋሎት ትራንስፖርት ንምርካብ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቢሮ ሕርሻ ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ኢፋድ በጀት ኮድ ኢፋድ 1 ኣውቶብስ ክራይ ድሕንነተን ዝተሓለወ 48 ሰብ ዝሕዛ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክርከብ ይደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሕንጣሎ ወጀራት ናይ ቤት ፅሕፈት ሕርሻ ገጠር ልምዓትን ንናይ እቶት ምዕፃፍ 12 ነሓሰ 2011ዓ/ም ዝውዕል መዳበርያን ምሩፅ ዘርኢን ናብ 23 ጣብያታት ወረዳ ሕንጣሎ ወጀራት ንምጉዕዓዝ ኣወዳዲሩ ከጋዓዕዝ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ል/እቶት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ሚኒባስ መኪና ክራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊሲ ክልል ትግራይ ንፊልድ ግልጋሎት ዝውዕል መኪና በዚ ዘርፊ ካብ ዝተሰማረዩ ግልጋሎት ወሃብቲ ትካላት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ኣብ ዞባታት ሰሜን ምዕራብን ዝርከባ ወረዳታት ትግራይ ተዘዋዊርካ ምልከታ ንምግባር ውዕሊ ክኣስር ይደሊ፡፡

ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ 2011 በጀት ዓመት ናይ ሕትመት ውፅኢት ክብረ መዝገብን ሰርቲፊኬትን ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከጓዓዓዝ ይደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ናዕዴር ዓዴት ኣብ ወረድኡ ዝርከባ ኣብያተ ዕዮ ኣገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ናይ ኮምፒተርን ተዛመድቲ አቁሑ አቁሑት ቢሮ ናይ ማይ መጋዕዝያ ስራሕቲ አቁሑት መለዋወጢ መኪና አቁሑት ጀነሬተር ዝአመሰሉ ዕድጊት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዘእ ይደሊ

ንኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ክራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክካረ ይደሊ፡፡

ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ናይ ሕትመት ውፅኢት ክብረ መዝገብን ሰርቲፊኬትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከጓዓዓዝ ይደሊ፡፡