ግልጋሎት ደም ካንኪ መቐለ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ደም ባንኪ መቐለ


ተ.ቁዝርዘር ዓይነት ንብረትዝርዝር መግለፂመለክዒበዝሒሐደ ዋጋጠቅ/ዋጋ
ብርብር
1ኮምፒተር ወረቐ 80 ግራምደስጣብቁፅሪ80
2ፕሪንተር ቀለም80ኤብቁፅሪ03
3ፕሪንተር ቀለም05ኤብቁፅሪ03
4ፍለሽ32 ጂቢብቁፅሪ10
5እስቴፕለርንእሽተይብቁፅሪ03
6ድቫይደርኦርጂናልብቁፅሪ01

ክማልኡ ዝግበኦም ረቛሕታት

1. ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናመበር መቅረባይነት ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ምስ ፕሮፎርማ ሰነድ ብፖስታ ዓሺጎም ከቅርቡ ኣለዎም፡፡

2. እዚ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 24/03/16 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 26/03/16 ዓ/ም ቅድሚ ሰዓት 3:30 ምቅራብ ትክእሉ እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 26/03/2016 ዓ.ም ሰዓት 3:30 ተዓዕዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ቅ/ሰዓት ይክፈት

3. ተወዳደርቲ ትካላት ሰዓራይ ኮይኖም እንተተረኺቦም ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ናብ ግልጋሎት ደም ባንኪ መቅል ኣብ ኣብ ዝሓፀረ መዓልቲ ከቅርቡ ኣለዎም፡፡

4. ተወዳደርቲ ትካላት ኣብቲ ፕሮፎርማ ሰነድ ሕጋዊ ማህተም ከዕርፍሉ ኣለዎም፡፡

5. ኣብዚ ዝምላእ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ፕሮፈርማ ምስተኸፈተ 7 ሸዉዓተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸዉን::

6. ቢሮ መማረፂ እንተረኪቡ በቲ ጨረታ ኣይግደድን::

7. ዘለዎ በጀት ክዉስኸን ክቅንስን ይኸእል፡፡

8. እቲ ፕሮፎርማ ብመምርሒ ስርዓት ዕደጋ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቁፅሪ 04/2007 ከም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል:: 

ግልጋሎት ደም ባንኪ መቐለ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo