ቤት ፍርዲ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ንብት ፍርዲ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ንባዕሉን አገልግሎት ዝዉዕሉ ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ : መሳርሒ ፅሕፈትን : ናዉቲ ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፍርዲ ታሕታይ ቆራሮ

1 ናይ 2015 ዓም ወይ ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ እተቅርቡ ወረቀት ምስክር መቅረባይነት እተቅረቡ ዘይምለ ግልፅን ተነባቢን ቅደሕ ክተቅርቡ እትክእሉ

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነነት ግብሪ ዘለኩም ዘለኩም ምዝጉባት ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮንክምን ናይ ወርሒ መስከረም ወይድማ ጥቅምቲ 2016 ዓም ሒሳብ ዘፍለጥክምሉ መረዳእታ ዘይምለስ ግልፅን ተነባቢን ቅዳሕ እተቅርቡ

3 ኣብ ዘመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ምግባር ካብ ዋና ንብረት ወፃኢ ምቅራብ ካብ ዝተቀመጡ ዝርዝር መዓቀኒ ወፃኢ ክተቅርብ ምፍታን ኣብ ዘይዘፈር ንግዲካ ምዉድዳድርን ካልኦትን ሕጊ ጨረታ ዘዛብዑ ስራሕቲ ዘይፍቀድ ምካኑ ዝርዝር መዓቀኒ ከይተለወጠ እቲ ትካል ብዝመረፆን ብዝኣመነሉን መሰረት ዘቅርቡ

4 ተጫረቲ ንዝሰዓርዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጎዓዚ መፅዓንን መራገፍን ናብቲ ትካል ንበረት ክፍሊ ዘረክቡ

5 መከበሪ ዉዕሊ 10 ሚእታዊ ዘትሕዙ ነዝመልእዎ ዋጋ ምስ ተወሳኪ እሴት ታክስ ሓዊሱ ዝመልእ

6 መከበሪ ጨረታ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ዘትሕዙ ኮይኖም ንነብሰወከፍ ዘፈር ማለት ንኣቅሑት ኤልኬትሮኒክስ 5,000 ቅርሺ ንመሳርሒ ፅሕፈት 4,500 ቅርሺ ንናዉቲ ሕትመት 3,000 ቅርሺ ዘትሕዙ

7 ሰነድ ጨረታ 150 ቅርሺ ብምክፋል ኩሉ ግዘ ኣብ ስራሕ መዓልቲ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት 24/3/2016 ዓም ጀሚሩ ኣብ ቤት ፍርዲ ሽረ እንዳስላሴ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ካብ ቤት ፅሕፈት ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ቢሮ 12 ብምዉሳድ ኣብ ቤት ፍርዲ ሽረ እንዳስላሴ ዝርከብ መቀበሊ ሳንዱቅ ጨረታ ብምእታዉ ምዉድዳድር ይከአል

8 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ 25 ሕደር 2016 ዓም ከሳብ 10 ታሐሳስ 2016 ዓም እንትኮን ጨረታ ዝዕፀወሉ ድማ 10 ታሐሳስ 2016 ዓም ሰዓት 4:00 ኮይኑ ጨረታ ዝከፈተሉ 10 ታሐሳስ 2016 ዓም ሰዓት 4:30 ኣብ ቤት ፍርዲ ሽረ እንዳስላሴ ቢሮ 12 ይከዉን

9 እቲ ጨረታ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክበሉ ዝከፈት ኮይኑ ብዘይ ምህላዎም ካብ መክፋት ኣይተኣጎጎልን

10 አቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተከቢቡ ነቲ ጨረታ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0939220934 0912419128

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo