ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ብናይ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ በጀት ዝክፈል ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ስራሕቲ ሕትመት ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ቀወምቲ ንብረታት/ፈርኒቸር/ ፣ ናይ መኪናን ሞተር ሳይክልን መለዋወጢ ኣቅሑት ፣ ናይ መኪና ጉልበት ሰርቪስ ማለት እዉን ጋራዥን ፣ ናይ ሞተር ሳይክል ናይ ጉልበት ሰርቪስን ብግልፂ ጨረታ ክዕድግን ክግልገልን ስለ ዝደሊ በቢ ዝምልከቶኩም ዘርፊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተጫረቲ ብክብሪ ይዕድም

ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ማሕበር ኣክስዮን ማይክሮ ፋይናንስ አደዳይ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቕሑት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲረ ክዕድግ ይደሊ

ሃፀይ የዉሃንስ መሳናድኦ ቤት ትምህርቲ ኣብ 2012 ዓም ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወደዲሩ ክዕድግ

ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ም/ን ሓፈሻዊ ሆስፒታል ማያኒ ከተማ ሸራሮ ናይ 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ዝተፈለለዩ ግልጋሎታትን ንብረታትን ማለት እዉን፣ ናይ ስራሕ ደንቢ ክዳን ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ መሳርሒ ህንፃ፣ ኣቅሑት ፅሬት፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ተሽከርከርቲ፣ መሳርሒ ህንፃ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ኮምፒተራትን ተዛመድቲ ኣቅሑትን፣ ቆዎምቲ ንብረታት፣ ግልጋሎት ክራይ ናይ ፅዕነት መኪናን ፣ ፅገና ጀነሬተርን ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ገላን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ፅሬት ኣቅሑት ፣ ሕትመት፣ ስፔር ፓርት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሰዉሓ ሳዕስዕ ንኣብያተ ፅሕፈት ወረድኡ ኣጎልግሎት ዝዉዕል ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ መሳርሒ ፅሕፈትን፣ መሳርሒ ፅሬትን ፣ ካብ ናይ ስሩዕ በጀት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሕንጣሎ ወጅራት ኣብ በጀት 2013ዓ/ም ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኣናእሽተይ ኣቅሑት ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ፈርኒቸር ፣ ፅሬት ኣቅሑት ፣ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፅምብላ ኣብ በጀት ዓመት 2013 ዓ/ም ኣብቲ ወረዳ ንዝርከባ ዝተፈላለያ ኣብያተ ዕዮ ኣገልግሎት ዝዉዕል ፣መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቁሑት ፅሬት፣ ኣቁሑ ሕትመትን፣ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምም/ር ፋይናንስን ከተማ ሃ/ሰላም ኣብ 2013 በጀት ዓመት 1ይ ዙር ዕደጋ ዝተፈላለዩ ንብረት ብምድብ መቂሉ ክዕድግ ይደሊ

ኣብ ወረዳ ራያ ዓዞቦ ዝርከብ መባእታዊ ሆስፒታል ሞኾኒ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ፣ መድሓኒትን ፣ ናዉቲ ሕክምናን፣አቁሑት ፅሬት ፣ መሳርሒ ሕትመትን ፣መሳርሒ ፅሕፈትን ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ