ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ራማ ኣብ 2016 በጀት ዓመት ካብ ዝተበጀተሉ በጀት ኮሌጅና ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት: ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስን : ናዉቲ ኤሌክትሪካልን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ራማ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ብቢ ንግዲ ዘፈሮም ናይ 2016 ዓም በጀት ዓመት ግብሪ ዝከፈለ ቲን ዝተመዝገበን ክወዳደር ይክእል

2 እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት 27 ሕዳር 2016 ዓም ጀሚሩ ካብ ኮሌጅ ቴክኒክ ሞያን ራም ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳርን ቁፅሪ ሰለሰተ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ንሐደ ዘርፍ ናይ ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ይከኣል

3 ቫት ወይ ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበ

4 ናይ ጨረታ መከበሪ ቢድ ቦንድ ንኩሎም ዝዕደጉ ብር 5000 ቅርሺ ኮይኑ ብብንኪ ዝተረጋገፀ ከትሕዝ ዝክእል

5 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም በቢንግዲ ዘፈሮም ናይ 2015 ዓም ግብሪ ዝከፈለን ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰን

6 ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ናይ መቅረባይነት ሰርትፈኬት ን2016 ዓም ዝተሐደሰ ኮይኑ ድሕሪ ዉዕሊ ምእሳሩ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ከተማ ራማ ኮሌጅ ቴክኒከን ሞያን ራማ ከቅርብ ዝክእል

7 እቲ ሰነድ ጨረታ ክሳብ ታሐሳስ 11 /2016 ዓም ሰዓት 4:00 ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ኣታዊ ዝገብር ኮይኑ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ሰዓት 4:00 ረፋድ ኮይኑ ኣብቲ ዝተጠቀሰ ዕለት ሰዓት 4:30 ረፋድ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ ናዉቲ ኤሌክትሪካልን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉዎ እቲ ጨረታ ይክፈት

8 ጨረታ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ ካብ 60 መዓልቲታት ዘይበልፅ ይከዉን

9 ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ራማ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo