መዓርግ ሆስፒታል ኣብ ናይ 2009 ዓ∙ ም በጀት ዓመት ቀዳማይ ዙር ዝተፈላለዩ ንብረት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ሆስፒታል መዓርግ

መድሓኒትን ናዉቲ ሕክምናን :መሳርሒ ፅሕፈት ፣መሳርሒ ፅሬት: ናይ ኤለክትሪክ አቁሑት ፣ ናይ ኤለክትሮኒክስ አቁሑት ፡ናይ ጀነሬተር አቁሑት ፡ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑት ፡አቁሑት ባትርን ጎማን: መሳርሒ ህንፃ: አቁሑት ገዛ: ደንቢ ልብስን :ናይ መኪና ሰርቪስ ናይ ኢድ ዋጋ

 ኣብዚ ጨረታ ንክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ እዞም ስዒቦም ዝተገለፁ ረቋሕታት ክተማልኡ ይሓትት

  1. በቲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቅርቡ ዝክእሉ
  2. ቲን ነምበር ዘለኩም
  3. ናይ መንግስታዊ ጨረታ ክትሳተፉ ዝተወሃበኩም ፍቃድ ክተቅርቡ እትክእሉ
  4. ናይ ንግዲ ምስክር ወረቀት ክተቅርቡ ኣለኩም
  5. ቫት ወይድማ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩምን ናይ ወርሒ መስከረም ሒሳብ ዘፍለጥኩምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ
  6. እቶም ዝተዘርዘሩ ረቋሕታት ብዋናን ዘይምለስ ቅዳሕን ክተቅርቡ እትክእሉ
  7. መክበሪ ጨረታ ብሲፒኦ ወይድማ ብጥረ ገንዘብ

ን ፅሬት መሳርሒ ፣ንፅሕፈት መሳርሒ፣ንኤለክትሪክ መሳርሒ፣ናይ ህንፃ መሳርሒ ፣ናይ ኤለክትሮኒክስ አቁሑት ፣መለዋወጢ አቁሑት ጀነሬተር፣ መለዋወጢ አቁሑት መኪና ፣ንአቁሑት ገዛ፣ ደንቢ ልብስን Â ንሕድሕዶም 3000 ቅርሺ ፣

ንናዉቲ ሕክምና መድሓኒት 7000 ቅርሺ ክተቅርቡ እትክእሉ

  1. መቅረብቲ መድሓኒት ዝኮንኩም ዝተሓደሰ ናይ ሞያ ፍቃድ ክተቅርቡ ይግባእ
  2. ካብ ዘሸነፍዎ ጠቅላላ ዋጋ ዉዕሊ መክበሪ ብሲፒኦ ወይድማ ብጥረ ገንዘብ 10 ሚኢታዊ ክተቅርቡ ይግባእ
  3. ሰነድ ዝሽየጠሉ ቦታ ኣብ ክልል ትግራይ ቢሮ ጥዕና ኮይኑ ናይ ሓደ ሰነድ ዋጋ 30 ቅርሺ ብምክፋል ክትገዝኡ ትክእሉ
  4. ጨረታ ክፍቲ ኮይኑ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ድማ ካብ ዕለት 11/ 01 /2009 ዓም ክሳብ 26/ 01 /2009 ዓም ሰዓት 5፡00 ቅድሚ ሰዓት ጨረታ ሰነደ ምግዛእ ይከኣል
  5. ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 26/ 01/ 2009 ዓም ሰዓት 5፡00 ቅድሚ ቀትሪ ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ በቲ ዕለት ሰዓት 5፡30 ቅድሚ ቀትሪ ይከዉን
  6. አሸናፊ ዝኮነ ዘሸነፎም ዝርዝር ንብረታት አብ ዉሽጢ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲ ንዕደጋን ፋርማስን ኣብ መቀለ ዘረክብ
  7. እቲ ሆስፒታል ካብ ዘጫረቶም ጠቅላላ ዋጋ 20 ሚኢታዊ ክዉስክ ወይድማ ክቅንስ ይግባእ
  8. ዝወሰዶ ሰነድ ጨረታ ዝተዓሸገ ኮይኑ ሽምን ፊርማን ገይሩ ዘቅርብ
  9. ሰዓራይ ዝኮነ ድሕሪ ጥርዓን መቀበሊ ኣብ ናይ ስራሕ መዓልትታት ማለት እዉን ኣብ ዉሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልትታት ዉዕሊ ክኣስር ይግባእ
  10. መጫረቲ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ 30 መዓልቲ ይከዉን

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0914387011 ወይዉን 0348990069 ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo