ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ፈልሲ ጣብያ ዘርኢ ፕላስቲክ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ ናይ ስራሕቲ ሸክላ ቅርፂ መስርሒ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ንሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ሬድ ፕላስ ናይ ንህቢ እታወታት ፣ ማይ መንፀጊ ናይ ንህቢ፣ ዓረብያ ንፈልሲ ጣብያ መሳርሒ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገጠርን ክልል ትግራይ ዘርኢ ኣግራብ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ዝምልከቶኮም ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ እንትዕድም ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብሽም ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገጠር ክልል ትግራይ ኣብ ባንኪ ንግዲ ኢ/ያ ባንኪ ሒሳብ ቁፅሪ 1000012030839 አታዊ ገይሩኩም ቅብሊት ሒዚኩም ብምቅራብ እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 12 ካብቲ ቢሮ ጉጅለ ዕደጋ ክትወስዱ ትክእሉ ምኻንኩም እናሓበረ

ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ 2012 ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብቲ ወረዳ ንዝርከብ ኣብያተ ዕዩ ቤተ ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።• ሎት ሐደ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት • ሎት ክልተ ሕትመት • ሎት ሰለሰት ኣቅሑት ፅሬት • ሎት ኣርባዕተ ኣቅሑት መሳርሒ ህንፃ • ሎት ሓሙሽተ ኣቅሑት መለዋወጢ ሞተር ሳይክል ሎት 6 ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ሎት 7 ፈርኒቸራት ሎት 8 ናይ ፍራፍረ ዘርእን ናይ ፍራፍረ ፈልስን ብዘርፉ ሕጋዊ ፍቃድ ዘለዎም ኣብቲ ጨረታ ክሳተፉ ይክእሉ እዮም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ዓድዋ ካብ መንግስታዉን ዘይመንግስታዉን ገበርቲ ሰናይ ዝተረከበ በጀት ንኣብያተ ፅሕፈት ወረዳ ዓድዋ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ እቅሑት ፅሬት፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ መቀያየሪ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል፣ መሳርሒ ህንፃ፣ ባህር ዛፍ፣ ከባቢያዊ ማተርያል ፣ ጎማ መኪና ምስ ካላማደርያ ፣ ፈርኒቸርን ፣ ናይ ኢነርጂ መሳርሕታት ሞልድ ፣ ካዝና መትሓዚ ገንዘብ፣ ክራይ ትራክተር፣ ዘርኢ ናይ ሳዕርታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ይደሊ።

ኣብ ቤት ማዛጋጃ ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ዘለዉ ዓበይቲ ጎደናታት ብተኽሊ ናይ ምልማዕ ስራሕቲ ንምክንዋን ስለዝተደለየ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ ናይ ተኽሊ ዓይነት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ቤት ፅሕፈት ሕርሻ ገ/ልምዓት /ሬድ ፕላስ/ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ንህቢ እታወታት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ወርልድ ቪዥን ኢ/ያ ቤት ፅሕፈት ክልል ሰሜን ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ኣቅሑትን ኣጎልግሎትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ንምስራሕ ምግዛእን ይደሊ ዝርዝር ክግዝኡ ዝድለዩ ኣቅሑትን አጎልግሎታትን 1 ዝተመሓየሹ ዓሌት ደርሁ ናይ 3ተ ወርሕን ካብኡ ንላዕልን ዕድመ ዝኮና 2 እንቓቕሖ ዘዉድቃ ዝተመሓየሻ ዓሌት ደርሁ 3 3ተ ወርሒ ደርሁ 4 ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ኤሌክከትሮኒክስ 5 ኣይዙሱ ክራይ መኪና 6 ዘርኢ ዝተፈላለዩ ኣሕምልቲ 7 ዝተፈላለዩ ዓይነት ፈልሲ 8 ዝተፈላለዩ ዓቀን ዘለዎም ቡሎኬታት 9 ናይ መኪና ጎማ ቪርጅስቶን 10 ዝተፈላለዩ ናይ ተምሃሮ መፃሕፍቲ 11 ዝተፈላለዩ ቡሎኬት መምረቲ ማሽናት ክትሳተፉ እትደልዩ

የግብርና ገጠር ልማት ቢሮ ከዚህ በታች የተጠቀሱትን ዕቃዎች መግዛት ፣ የመኪና ኮንፈርት እቃዎች ፣የእርሻ መከላከያ መሳርያዎች ፣ የሂሳብ መዛግብት እቃዎች፣ ስለሚፈልግ የመወዳደርያ ሃሳብ እንድታቀርቡ ይጋብዛል