ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ንቤት ፅሕፈት ሕርሻን ገጠርን ልምዓትን ወረዳ ቃፍታ ሑሞራ ዝተዳቀለ ማንጎ ንክንዕድጎሎም ብዝሓተትና መሰረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕደግ ይደሊ

ኤጄንሲ መረኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ናይ ዉሽጢ ግብን ዙርያን ዘሎ ቦታ ተክሊን ሳዕሪን ናይ ምልማዕ ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ሕርሻ ከ/መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፍራምረ ፣ ዝተብላዕለዐ ድኺዒ፣ ልሙዕ ሓመድ፣ ቡና፣ ዘይትሁን፣ ሎሚን ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፐሮፎርማ አወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ ናይ ኢ/ማቴሪያል ዉፅኢት ማዕድንን፣ ፅሕፈት መሳርሕን ስነ ሂወታዊ ዘርእታትን ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዞቦ ንቤት ፅሕፈት ልምዓት ሕርሻ ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ናይ ኤጂፒ ዘርእታት ኮሚደረን ሽንክርትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም

ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ሎት 1 ፅገና ግሪን ሃዉስን ስራሕቲ ዝርገሐ መስመርን ምግጥጣምን ኣብ ሑመራን መቐለን ሎት2 ካብ ሓፀን ዝስራሕ መቀመጢ ግሪን ሃዉስ ከስርሕ ስለ ዝደሊ ብግልፂ ጨረታ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ንቤት ፅሕፈት ሕርሻን ገጠር ልምዓት አገልግሎት ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ደን ኣግራባት ዘርእን ፣ ግዚኢት መድሓኒት እንስሳን ፣ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ ነዞም ዝስዕቡ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ረቋሒታት ክተማልኡ ይግባእ።

ዉቅሮ ፖሊ ቴክኒክ ሕርሻ ኮሌጅ ናይ ቀለብ ደርሁ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጉለመከዳ ኣብ ወረዱኡ ንዝርከባ ዝተፈላለየ ቤት ፅሕፈታት ንበጀት ዓመት 2012 ንዝተፈላየ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቁሑት ፣ ናይ ፅሬት መሳርሒ ኣቁሑት ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ፡ ናይ ቢሮ ኣቁሑት ፈርኒቸር፡ ናይ መካይን መለዋወጢ ኣቁሑት ፣ ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቁሑት ፣ ናይ ንህቢ ዘመናዊ ቆፎ ኮምኡዉ ዝተፈላለዩ ናይ ሕትመት ግልጋሎት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

በአፋር ብሄራዊ ክልላዊ መንግሥት የእንስሳት፤ እርሻና ተፈጥሮ ሀብት ልማት ቢሮ የ2012 ዓ.ም በጀት ዓመት የደረቅ ጭነት ትራንስፖርት፤ የቤለር ማሽን፤ የመኪና ጎማ፤ ችግኝ እና የችግኝ ዘር ግዥ እና የቡሬ ውሃ ቁፋሮ ግንባታ ግዥ በአገር ውስጥ ገበያ በግልጽ ጨረታ አወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል፡፡