ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገጠርን ክልል ትግራይ ዘርኢ ኣግራብ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ዝምልከቶኮም ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ እንትዕድም ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብሽም ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገጠር ክልል ትግራይ ኣብ ባንኪ ንግዲ ኢ/ያ ባንኪ ሒሳብ ቁፅሪ 1000012030839 አታዊ ገይሩኩም ቅብሊት ሒዚኩም ብምቅራብ እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 12 ካብቲ ቢሮ ጉጅለ ዕደጋ ክትወስዱ ትክእሉ ምኻንኩም እናሓበረ

ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓት ክልል ትግራይ

1 ናይ ሎሚ ዘበን ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ

2 ወረቐት ምስክር ተወሳኪ እሴት ታክስ ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ሒሳብ ዘፍለጡሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ናይ መቕረባይነት ምዝገባ መለለይ መረዳእታ ቅዳሕ ምቅራብ ዝክእሉ

4 እቲ ቢሮ ናይቲ ጨረታ 20 ሚኢታዉ ንምዉሳክ ወይ ንምቅናስ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

5 እቲ ቤት ፅሕፈት ነዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ

6 እቲ ጨረታ 25/09/2012ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 3፡30 ተዓፅዪ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ  ኣብ ኣዳራሽ እቲ ቢሮ ይክፈት

7 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344 4036 63

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo