ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከ/ሓወልቲ ናይ ክ/ከተማና ዝርከብ ን2011ዓ/ም ንስራሕቲ ምሕደራ ሳዕርን ተክልን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ውዕሊ ክኣስር ይደሊ፤ ስለዚ በዚ ዘርፊ ዝተመዝገብኩም ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም፤

ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ተክሊ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ (ማረት) ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ግቢ ዝርከብ ናይ ኣትክልቲ ፅባቀ ስራሕቲ ንምስራሕ /Greening/ ብጨረታ ኣወዳዲራ ንምስራሕ ትደሊ።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይንስን ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ናይ 2011ዓ/ም ናይ ክ/ከተማና ሓምለዋይ ልምዓት /ግሪነሪ/ ስራሕቲ ንምስራሕ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ናይ 2ይ ዙር ፍርቂ ዓመት ዝተፈላለዩ ናይ ህንፃ መሳርሒ፣ጋብዮን፣ ተክልታትን ኣዝርእትን፣ ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ንቤት ማዘጋጃ ን2011ዓ/ም በጀት ግልጋሎት ናይ ግሪነሪ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ሕርሻ ከተማ መቐለ ናይ እንስሳ ዘርኢ ቀለብ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ቤት ፅሕፈት ፋይናንስን ኢኮኖሚያዊ ልምዓትን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ብሕርሻን ዕቤት ፕሮግራምን ማለት ኤዲፒ ዝተረከበ በጀት ብቤት ፅሕፈት ሕርሻን ልምዓት ገጠርን ኣገልግሎት ዝውዕሉ ቃላሚጦስ ፣ ዘርኢ ኮሚደረ፣ ናይ በጊዕ ቀለብ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ዓድዋ ንቤት ፅሕፈት ወረዳ ዓድዋ ኣገልግሎት ዝውዕሉ መሳርሒ ህንፃ፣ መሳርሒ ሕርሻ፣ ጋብዮንን ከምኡውን ዝትፈላለዩ ናይ ኣግራብ ኣሕምልትን ዘርኢ ዝተዳቀለ ፈልስን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ እንደርታ ናይ ፈልሲ ጣብያ መፍለሲ ፕላስቲክ መቅረብቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክዕድግ ንደሊ፤