ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ 2012 ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብቲ ወረዳ ንዝርከብ ኣብያተ ዕዩ ቤተ ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።• ሎት ሐደ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት • ሎት ክልተ ሕትመት • ሎት ሰለሰት ኣቅሑት ፅሬት • ሎት ኣርባዕተ ኣቅሑት መሳርሒ ህንፃ • ሎት ሓሙሽተ ኣቅሑት መለዋወጢ ሞተር ሳይክል ሎት 6 ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ሎት 7 ፈርኒቸራት ሎት 8 ናይ ፍራፍረ ዘርእን ናይ ፍራፍረ ፈልስን ብዘርፉ ሕጋዊ ፍቃድ ዘለዎም ኣብቲ ጨረታ ክሳተፉ ይክእሉ እዮም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ

1 በቢ ዘፈር ናይ 2011 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ፤

2 ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ንምዃኑ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል፤

3 ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሐደሰ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ዘለዎ፤

4 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዝተመዝገቡ ምዃኖም መረዳእታ ወረቀት ምስክር ከቅርብ ዝክእል፤

5 ናይ መጋቢት ወርሒ 2012 ዓ/ም ወርሓዊ ሒሳብ ዘወራረድሉ ዲክለሬር ዝገበረሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል፤

6 ናይ ጨረታ መከበሪ ንሕድሕድ ሎት 5000.00 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይ ቼክ ጥራሕ ከትሕዝ ዝክእል፤

7 በቲ ዝኣሰርዎ ዉዕሊ ካብቲ ከይፈፀምዎ ዝተረፈ ጠቅላላ ናይ ዉዕሊ ዋጋ በቢ መዓልቲ 1/1000 ዝቅፃዕ ንዝቀርቦ ጠቅላላ ቅፅዓት 10 ሚእታዊ ከይተፀበየ ቤት ፅሕፈትና ዉዕሊ ዝስርዝ ምካኑ

8 በዝሒ ዝግዛእ ንብረት ብ 20 % ክዉስክን ክቅንስን ይክእል እዩ

8 ናይ ዉዕሊ መከበሪ ካብቲ ዝሰዓርዎ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚኢታዊ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይ ቼክ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረት ናይ ባንኪ ዉሕስና ከትሕዝ ዝክእል

9 ዝወዳደር ተወዳዳራይ ሰዓራይ ምካኒ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

8 እቲ ዋጋ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ጀሚሩ ን 30 መዓልቲ ፀኒዑ ይፀንሕ፤

10 እቲ ሰነድ ጨረታ ብዘይ ሰርዝ ድልዝ ክምልእ አለዎ፤ ኮይኑ ግና ንምንባብ ዘፀግም ስርዝ ድልዝ እንተሃሊዎ ናይ መቅረባይ ፊርማ ኣብ ጎኑ ወይድማ ኣብ ልዕሊ ክግበር አለዎ

11 ኣብቲ ሰነድ ጨረታ ናይ በዓል ዋና ፌርማ:ስምን :ኣድራሻን :ማህተምን ቁፅሪ ስልክን ክህልዎ አለዎ

12 ሰነድ ጨረታ ዋናን ቅዳሕን ተባሂሉ ነንብይኑ ብዝተዓሸገ ብክልተ ፖስታ ከቀርብ አለዎ፤

12 ሰዓርቲ እቲ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጓዓዝያ መፅዓንን መራገፍን ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ኦፍላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ከምፅኡ ኣለዎም፤

13 ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ኦፍላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን 03/09/2012 ዓ/ም ክሳብ 21/09/2012 ዓ/ም ክሳብ 21/09/2012 ዓ/ም ኣብ ሰራሕ ሰዓት እቲ ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይከኣል፤

14 እቲ ጨረታ 21/09/2012 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:30 ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ይከፈት፤

15 ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ዝርዝር ረቆሒታት ኣብ መምርሒ ጨረታ ምርኣይ ይከኣል፤

16 ቤት ፅሕፈትና ካልእ መማረፂ ተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፤

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo