ቤት ፅሕፍት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ አስገለ ፅምብላ ካብ በጀት ዓመት 2008 ዓ ም ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቁሑት ፅሬት ፣መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና፣ ናይ ዘርኢ ኣግራብ ሃብቲ ተፈጥሮ፣ ቀለብ እንስሳን ከምኡዉን ኣብታ ወረዳ ጣብያ ማይ ሸክኒ ዝስራሕ ናይ ማይ ተንከፍ ፕሮጀክት ቼክ ዳም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ስለዝደለየ ነዞም ዝስዕቡ ረቁሕታት ተማልኡ ተጫረቲ ቀሪብኩም ንክትወዳደሩ ይዕድም

ማእከልምርምርሕርሻሑመራ ብናይመደበኛበጀት ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ሕድሕድ ሎት ብግልፂጨረታኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ሮቆሒታት ብምምላእተዳሓሒዙዝቐረበ ዝርዝርመሰረት ናይ ጨረታሰነድ ካብ ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ቢሮ ቑፅሪ 09 ጨረታ ሰነድ ብምዕዳግ ትጫረቱ ከምትኽእሉ ነፍልጥ

ናይ ካፒታል ፕሮጀክት 1 ደን ዝራእትን ፍራምረን 2 ጀነሬተር 3 ሞተር ሳይክል 4 ናይ ሲግትስ መሰልጠኒ ማእከል (ኤሌክትሮኒክስን ፈርንቸራትን) 5 ናይ ዜብራ ቀለም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

ሐደ ማእከል ዕደጋ ኣብ ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ኣብ በጀት 2008 ዓ/ም ከስርሕ ስለ ዝደሊ

ን 2008 ዓ/ም በጀት ዓመት ንግልጋሎት ምርምር ዝዉዕሉ መሳርሒ ናዉቲ ሕርሻ ኣቁሑት ፣ላባራቶሪን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፋ እትደልዩ ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ማእከል ምርምር ሕርሻ ኣክሱም ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ክፍሊ ቁፅሪ 3 ዘይምለስ 30 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል።

ቤትፅሕፈትትልምንፋይናንስንክ/ከተማሰሜንንቤትፅሕፈታትግልጋሎትዝዉዕልናይደረቕ ጉሑፍ ምልዓል :ናይ ግሪነሪ ማናጅመንት ስራሕቲ: ባጃጅ ኪራይ ግልጋሎት :ባኒ ምቅራብ ግልጋሎት ብግልፂጨረታኣወዳዲሩግልጋሎትክረክብስለዝደሊሕጋዉያንነጋዶክትወዳደሩንዕድም::

ኤጀንሲፕሮሞሽንዕዳጋምህርተሕርሻክልልትግራይናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ኤሌክትሮኒክስ ኤሌክትሪካል ማተሪያላትን / ኮምፒተራትን /ኣክሰሰሪን ቀዋሚ: ንብረት /ሸልፍ/ ዝራእቲ (ማዓር እንጣጢዕ: ሱፍ ወዘተ): ስፔር :መጋየፂ መካይንን ሕተመትን ግልጋለት ዝዉዕሉ ኣቕሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚክትጫረቱእትደሊዩመቕረብቲከምዝስዕብዝተዘርዘሩመምርሒታትክተማልእዎም ዝግባእ::