ወርልድ ቪዥን ኢ/ያ ቤት ፅሕፈት ክልል ሰሜን ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ኣቅሑትን ኣጎልግሎትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ንምስራሕ ምግዛእን ይደሊ ዝርዝር ክግዝኡ ዝድለዩ ኣቅሑትን አጎልግሎታትን 1 ዝተመሓየሹ ዓሌት ደርሁ ናይ 3ተ ወርሕን ካብኡ ንላዕልን ዕድመ ዝኮና 2 እንቓቕሖ ዘዉድቃ ዝተመሓየሻ ዓሌት ደርሁ 3 3ተ ወርሒ ደርሁ 4 ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ኤሌክከትሮኒክስ 5 ኣይዙሱ ክራይ መኪና 6 ዘርኢ ዝተፈላለዩ ኣሕምልቲ 7 ዝተፈላለዩ ዓይነት ፈልሲ 8 ዝተፈላለዩ ዓቀን ዘለዎም ቡሎኬታት 9 ናይ መኪና ጎማ ቪርጅስቶን 10 ዝተፈላለዩ ናይ ተምሃሮ መፃሕፍቲ 11 ዝተፈላለዩ ቡሎኬት መምረቲ ማሽናት ክትሳተፉ እትደልዩ

World Vision Ethiopia ( WVE)

1 ክትወዳደሩ እትደልዩ ካብ 09/07/2012ዓ/ም ክሳብ 17/07/2012 ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ኣብ ዓዲ ሓዉሲ መወዳእታ ታክሲ ፍት ንፊት ዩኒሴፍ ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ቀርብኩም ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ብምዕዳግ ክትሳተፉ ይዕድም

2 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 19/07/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡00 ይክፈት ተጨረቲ ብዘይ ምህላዎም ጨረታ ካብ ምክፋት ዘታኣጋግሎ የለን

3 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 45 45/09 35 27 73 97

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo