ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ /ማረት/ ዝስዕቡ ናይ ዝተፈላለዩ ናይ ህንፃ መሳርሒ ብጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ንምፅጋንን ትደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ቢሮ አቁሑት :ናይ ዜብራ ቀለም :ኤለክትሮኒክስ: ምሩፅ ሓመድ ምፍራይ ወይዉን ዶዘር ክራይ :ናይ መኪና ጎማን ባትርን :መለዋወጢ አቁሑት መኪና: ህንፃ መሳርሒ: መለዋወጢ አቁሑት ሞተር ሳይክልን :ዕጥቂ ስፖርትን ን 2009 በጀት ዓመት ብግልፂ ጨረታ ብግልፂ ጨረታ ክገዝን ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወ/ወ/ለኸ ንኣብያተ ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት: መሳርሒ ፅሬት: መሳርሒ ህንፃ: መለዋወጢ አቁሑት ተሽከርከርቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ንናይ ሆስፒታል ዝዉዕል ጣፍ :መሳርሒ ህንፃ :መሳርሒ ፅሕፈት: አቁሑት ኤለክትሪክን: አቁሑት ደንቢ ክዳንን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ኮለጅ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ነጋ ገ/ሄር ዕዳጋ ዓርቢ ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎተ ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ቀወምትን ሃለቅትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ የደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጋንታ ኣፈሹም አብ 2009 በጀት ዓመተ ንግልጋሎት ኣብያቲ ፅሕፈት ወረዳና ዝዉዕሉ ዝተፋላለዩ ዓይነት ንብረት ኣወዳዲሩ ብግልፂ ጨረታ ክዕድግን የደሊ

ዓዲግራት ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ን 2009 ዓም በጀት ዓመት ንምምሃር ምስትምሃርን ምምሕዳራዊ ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ህንፃ፡ሳኒተሪን ቡንባን አቁሑትን: አዉቶ መካኒክስ፡ ኤለክትሪክሲቲ ፡ኤለክትሮኒክስ ወይ ብሮድካስት ፡ጋርመንት ፡መሳርሒ ፅሕፈት፡ ፅሬት አቁሑ :ኮምፒተርን ኮምፒተር አክሰሰሪን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ማይጨዉ ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ኤሌክትሮንስ ኣቁሑት: ፅሬት አቁሑት: ሕትመት: ስፖርት ዕጥቂ: ናይ መካይን ሞቶር ሳይክልን ስፔርፓርትን ጎማን ከምኡዉን ህንፃ መሳርሒን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

የመከላኪያ ኮንስትራክሽን ኢንተርፕራይዝ ለመቀሌ ሪፈራል ሆስፒታል ግንባታ አገልግሎት የሚዉል የሳኒተሪ ዕቃዎች በቀረበዉ የማቴሪያል Specifcation መሠረት በግልፅ ጨረታ አወዳደሮ ለመግዛት ይፈልጋል

ኮሌጅ ፖሊቴክኒክ ሽረ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ንብረታት ማለት መሳርሒ ፅሕፈት :መሳርሒ ኤለክትሮኒክስን :መሳርሒ ህንፃ :መለዋወጢ አቁሑት መካይን ብሽክለታን: አቅሑት ፅሬት :ቃላሚጦስ :ብሎኬት :ክራይ ሰርቪስ መኪናን: ሑፃን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ