ቤት ፅሕፈት ፕላንን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ንወረዳና ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ህናፃ መሳርሒን ሞተር ሳይክል ስፔርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

መዓርግ ሆስፒታል ኣብ ናይ 2008 ዓ∙ ም በጀት ዓመት ካልኣይ ዙር ናይ ፅሬት መሳርሒ፣ናይ ኤለክትሪክ አቁሑት ፡ ናይ ማይ ቡምባ መለዋወጢ አቁሑት ፣መሳርሒ ህንፃ ፣ ናይ ኤለክትሮኒክስ አቁሑት ፡ናይ ጀነሬተር አቁሑት ፡ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑት ፡ናይ ሕትመት፡ ናይ ሳኒተሪ ናይ መድሓኒትን ፡ሕክምና ናዉትን ብጨረታ ክዕድግ ስለዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ንክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ እዞም ስዒቦም ዝተገለፁ ረቋሕታት ክተማልኡ ይሓትት

ማይጨዉ ቤት ህንፀት ማእኸል ንህንፃ መስርሒ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ንብረታት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ንዝምልከተኩም ምቅረብቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ኮለጅ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ነጋ ገ/ሄር ዕዳጋ ዓርቢ ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎተ ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ቀወምትን ሃለቅትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ የደሊ

ዉቅሮ ማእከል ህንፀት ንናይ 2008 በጀት ዓመት መሳርሒ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ንብረታት ክዕድግ ይደሊ

ዓዲግራት ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ን 2008 ዓም በጀት ዓመት ንምምሃር ምስትምሃርን ምምሕዳራዊ ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ህንፃ፡ አዉቶ መካኒክስ፡ ኤለክትሪክሲቲ ፡ኤለክትሮኒክስ ፡ጋርመንት ፡መሳርሒ ፅሕፈት፡ ኮምፒተር አክሰሰሪ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ላዕላይ ማይጨዉ መሳርሒ ፅሕፈት ፡ናዉቲ ኤለክትሮኒክስ ፡ናዉቲ ፅሬት፡ መሳርሒ ህንፃ ከምኡዉን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ፖሊ ቴክኒንክ ኮለጅ ሽረ መኪና፡ መሳርሒ ፅሕፈት፡ ናዉቲ ፅሬት ፣ኤለክትሮኒክስ፣ መሳርሒ ህንፃ፣ ናዉቲ ሳኒተሪ ፣ዕጥቂ ስፖርት ፡መሰልጠኒ ሰብ ሞያታት ቅዲ ስፌትን ማእለማት ጥልፍን ምግብን ናይ ደቂ ተነስትዮ ቁንጅና ሳሎንን ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ /ማረት/ ናይ ሕንፃ መሳርሒ (Construction Materials) ብጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ትደሊ

በሀገር መከላከያ ሚኒስትር የሰ/ ዕዝ ጠቅላይ መምሪያ ለ 2008 በጀት ዓመት አገልግሎት የሚዉሉ ከዚህ በታች የተገለፁትን ዕቃዎች በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል