ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ንዳ/ቀ/መስተ ማይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ ነዚ ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሩ ዘለዉ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳዕስዕ ፃዕዳ እምባ ዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ናዉቲ ኢንድስትሪያል ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ማዘጋጃ እንትጮ ኣብ 2012 በጀት ዓመት ናይ 2ይ ፍርቂ ዓመት ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ኤሌክትሪክ /መብራህቲ ናዉቲ/ እና ህንፃ መሳርሒ ብግልፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ዝምልከተኩም ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም።

ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ዝኽፈል ናይ ህንፃ መሳርሒ ዝዉዕል ንብረት ፣ ትቦላሪ 30*30*2 በዝሒ80 ፣ ጋንጉሸር 264 ቁፅሪ ሳምፕል በዝሒ 270 ፣ ሚስማር ቁፅሪ ኪሎ 50 ካብ ሕጋዉያን ነጋዶብ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ

መሶቦ ሲሚንቶ ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ንከይዲ ምህርቲ ዘገልግሉ ዝተፈላለዩ እቶዋታት ናይ ማሽነሪ መለዋወጢ ፣ ኤሌክትሪካልን ፣ ኬሚካልን መለዋወጢ ዝተፈላዩ ናይ ኢንዳስትሪ ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ዓቅሚ ካብ ዘለዎም መምረትን ሕጋዊ ኣቅረብትን በቢ ዓመቱ መዝጊቡ ንቀፃሊ ምስ ዝተመዝገቡ ኣቅረብቲ ክሰርሕ ይደሊ

ኣብ ቢሮና ፀጥታ ምምሕዳር ብ/ክ/መ/ትግራይ ን/ክ/ትግራይ ንቢሪኡ ዘገልግል ናይ መኪና ኣቅሑትን ህንፃ መሳርሕን ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ከእድግ ስለዝደለየ

ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል AC Ventlator .Ultra Sound , ሮቶ መትሐዚ ማይ ዋተር ፓምፕ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ የደሊ

ቅዱስ ፍሬምናጦስ ኣባ ሰላማ ካሣቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ ለሚያሰራዉ G+10 ህንፃ ኣገልግሎት የሚዉሉ ፊኒሽንግ ማተርያል / የኤሌክትሪክ ዕቃዎች ሳንቴሪ እና የተለያዩ የህንፃ ዕቃዎች/ ቴንዲኖዎች እና ቡሌኬት በግልፅ ጨረታ ኣወዳድሮ ለማሰራት ይፈልጋልnis

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኮረም ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ብግልፂ ጨረታ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ንብረት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ 1 ናይ ህንፃ መሳርሒ 2 ናይ መኪና ኣቅሑ

ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ከተማ ሽራሮ ን2012 ዓም 3ይ ዙር ንከተማ ሸራሮ ዘገልግል ናዉቲ ክዕድግ ስለዝደለየ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ መሳርሒ ኤሌክትሪክ፣ ተሽከርከርቲ ፣ ሕትመት፣ ሕክምና፣ ተክልን ሳዕርን ፣ ሓፂነ መፂን ፍቃድ ንግዲ ካብ ዘለዎም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ