ጥላሁን ይግዛዉ ቴክንክን ሞያን ኮሌጅ ን 2016 ዓም ንስልጠና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ህንፃ መሳርሒ : ኤሌክትሪክ ኣቅሑት : ኤሌክትሮኒከስ ኣቅሑት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ጥላሁን ይግዛዉ ቴክኒክን ሞያን ኮሌጅ

1 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግድን : ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቑፅሪ /TIN/:  መቅረባይነት ሰርተፊኬት :ናይ ተወሳኺ እሴተ ታክስ /VAT/ ሰርተፊኬት ናይ ወርሒ ጥሪ /2016ዓ/ም ወርሓዊ ድክሌር መረዳእታን ከቅርብ ዝክእል

2 መቅረባይ ሰዓራይ ምካኑ ምስተነገሮ ድሕሪ 3ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ ኣሲሩ ዘሸነፎ ንብረት ንብረት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ከቕርብ ዝኽእል::

3 መወዳደሪ ደኩመንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ኣብ ነብሰ ወክፍ ገፅ ሰነድ ጨረታ ናይቲ መቅረባይ ትካል ሽምን ማህተምን ፊርማን ክህልዎ ብምግባር ምቅራብ ዝክእል::

4 ንሕድሕድ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ብር 50.00 እናኸፈልኵም ካብ ጥላሁን ይግዛዉ ቴክኒክን ሞያን ኮሌጅ ደ /ከ /ስ / ዕ ፋ/ንብረት /ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 3 ብምዉሳድ ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቅ ኦርጅናልን ፎቶ ኮፒን ነኒበይኑ ብሽምዒ ዝተኣሸገ ፖስታ ካብ 3/7/ 2016 ክሳብ 18/7/2016 ዓ/ም ምእተዉ ትክእሉ

5 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 18/7/2016 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ኮይኑ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት ንሱ ሰዓት 4:30 ይክፈት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ብዘይ ምቅራቦም ምክፋት ጨረታ ኣይተዓናቀፍን ወይ እዉን ከይተከፈተ ዝምለስ ሰነድ ጨረታ ኣይህልዉን

6 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ እዋን ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ኣብ ዘለዉ 30 መዓልቲ ይከዉን

7 ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ ንነብሰወከፍ ሰነድ ጨረታ መከበሪ ዝምለስ 3000 ቅርሺ ብጥረ ገንዝብ ወይ ከዓ ካብ ብሔራዊ ባንኪ ኢትዩጰያ ኣፍለጦ ዝተዉሃቦ ባንኪ ብዝትረጋገፀ ስፒኦ አቀደሚ ከትሕዝ ዝክእል

8 ኮሌጅና ኣብ ሕድሕድ በዝሒ ንብረት 20 ምእታዊ ምዉሳክ ወይ ምቅናስ ይክእል

9 ኮሌጅና ነቲ ጨረታ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ስልኪ 034 777 1828

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo